ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ፊጥር ኣል ሙባረክ

Veröffentlicht: Montag, 10. Juni 2019 Geschrieben von ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ፊጥር ኣል ሙባረክ፣ ንኹሎም ኤርትራውያንን፣ ሓይልታታ ዲሞክራስያዊ ለውጥን፣ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶን

Weiterlesen: ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ፊጥር ኣል ሙባረክ

البيان الصادر عن الاجتماع الدوري الأول للمكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي

Veröffentlicht: Montag, 10. Juni 2019 Geschrieben von ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

 

 ENCDC

  في ختـام المؤتمر الوطني الثـــــاني للمجلس الوطني الإرتـــــــري للتغيير الديمقراطي، والتئام الاجتماع الدوري الأول للقيادة المركزية المنبثقة عن المؤتمر الثاني، عقد المكتب التنفيذي اجتماعه الدوري الأول لوضع خطة عمل لتنفيذ برنامج العمل المرحلي والقرارات الصادرة عن المؤتمر الثاني والاجتماع الدوري

Weiterlesen: البيان الصادر عن الاجتماع الدوري الأول للمكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي

ደምዳሚ መግለጺ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ

Veröffentlicht: Montag, 10. Juni 2019 Geschrieben von ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC

ብድሕሪ ምዝዛም ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ዝተገብረ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነትን፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት፣ ብጉባኤን ብማእከላይ መሪሕነትን ዝተወስዱ ውሳኔታትን ዝተሓንጸጹ መደብ ዕዮን ንምትግባር፣ እዋናዊ ትልምታት ንምስራዕ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ።

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ምፍላም ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባኡ፡ ብኣጋጣሚ እቲ ብነዊሕን መሪርን ቃልስን ሰፍ ዘይብል

Weiterlesen: ደምዳሚ መግለጺ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ

መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ብኣጋጣሚ መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ

Veröffentlicht: Montag, 03. Juni 2019 Geschrieben von ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC

ሎሚ 24 ግንቦት 2019፣ ኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ነጻ ዝወጸትሉ ዝኽሪ መበል 28 ዓመት እነብዕለሉ ዕለት ኢዩ። እዚ ነጻነት’ዚ ብሳላ’ቲ ንኣስታት 50 ዓመታት ዝወሰደ ሰላማውን ብረታውን ቃልሲ ህዝብናን ብዝተኸፍለ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ዝተረጋገጸ ነጻነት ኢዩ።

Weiterlesen: መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ብኣጋጣሚ መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ

بيان المجلس الوطني الإرتري في الذكرى الثامنة والعشرين لاستقلال إرتريا

Veröffentlicht: Montag, 03. Juni 2019 Geschrieben von ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC

جماهير شعبنا الإرتري،

يصادف 24 من مايو الذكرى الثامنة والعشرون لاستقلال إرتريا من الاستعمار الإثيوبي، الذي تحقق بفضل النضالات السلمية والمسلحة التي خاضها شعبنا الإرتري، وتضحيات جسيمة قدمها على مدى نصف قرن تقريبًا.

Weiterlesen: بيان المجلس الوطني الإرتري في الذكرى الثامنة والعشرين لاستقلال إرتريا

ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

Veröffentlicht: Samstag, 04. Mai 2019 Geschrieben von ርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDCኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ዓመታት ደውታ፣ ነቲ ዘጋጠሞ ቅልውላው ሰጊሩ ኣብ መንጎ ኣካላቱ ዝኾኑ ሓይልታት ብዝነበረ ዘይምኽኑይ ምስሕሓባትን ካልእ ወድዓዊ ምኽንያታትን ዝተፈጥረ ቅልውላው ኣሊዩ፣ ኣብ ገዛእ ዓቕሙ ተመርኲሱ፣ ኣብ ትሕቲ “ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፣ ነጻነትናን ልዑላውነትና ንምዕቃብን፣ ሓድነት ህዝብና ንምዕዛዝን፣ ህልውን መጻእን ዕድልና ባዕልና ንምቊጽጻርን ዝብል ጭርሖ፣ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ካብ ሚያዝያ 16 ክሳብ 21 2019 ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ኣሰላሲሉ።

Weiterlesen: ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ