mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር  ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
  • ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
  • ተርእዮ ዘይንቡር  ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
  • ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
  • መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
  • Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
  • ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
  • The Horn of Africa faces another potential armed conflict
  • ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
  • ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
  • The Horn of Africa faces another potential armed conflict
  • እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
  • ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
  • Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
  • Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
  • ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡  ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡  

We have 54 guests and no members online

ግጥሚታት

መጸዋዕታ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስ ዲሜራ፡ ካብ ባርነት ህግደፍ ክንወጽእ ሐራ።

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 27 October 2023

መጸዋዕታ ንህዝቢ ኤርትራ

ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስ ዲሜራ

ካብ ባርነት ህግደፍ ክንወጽእ ሐራ’’

 

ትርጉሙ ኣይበርሃልኩምን ግዲ

ኣብ ሐጎስ ሐዘን ኣብ ከተማ ዓዲ

ብሾሞንተ ምቕራብ ኣብ መኣዲ’’

Read more: መጸዋዕታ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስ ዲሜራ፡ ካብ ባርነት ህግደፍ ክንወጽእ ሐራ።

እዚዩ ናይ መስከረም መጸውዒ: ኣብ ዓደቦና ክንጅምሮ ብወግዒ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 18 October 2023

እዚዩ ናይ መስከረም መጸውዒ

ኣብ ዓደቦና ክንጅምሮ ብወግዒ

ግብሪ መልሲ ክኸውን ኣድማዒ

ጉጅለ ህግደፍ ዘቅርብ ናብ ቀይዲ’’

Read more: እዚዩ ናይ መስከረም መጸውዒ: ኣብ ዓደቦና ክንጅምሮ ብወግዒ

ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

Written by: Super User
Published: 14 October 2022

ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ

ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

ተላዒልዩ ብደገን ብውሽጥን ሐሪኑ’’

ህግደፋዊያን ኣምለኽቲ ሸፋቱ

ርስቶም ተገዲፎም እኳ ዘይሐተቱ

ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቖ ዘይጥምቱ

ብሰንኩም ህዝቢ ኤርትራ ተኻላቢቱ’’

Read more: ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን
Published: 03 October 2022

ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

ዓገብ ኢልና መንእሰይ ከይተሰደደ

ኣንጊህና ወ ንሕጊ ጫካ ከየሰወደ

ወላድ መኻን ከይኮነት ኤርትራዊት ኣደ’’

Read more: ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 15 August 2022

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ክንፋነወካ ኣምላኽ ካብ ፈቐዶ

ወየ ወየ ክንብለልካ ብማዕዶ’’

ወደቦይ ገብረሚካኤል ኣለም

ተጋዳላይ ኣባል ውድብ ሳግም

ታሪኽካ ሂያው ዩ ንዘለኣለም’’

Read more: ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

ብጉጅለ ኢሰያስ መን ዘይተበደለ

ብደቂ መታሕት ከም ዝተዓብለለ

ዮሴፍ ሱሳ ካብ ሚእቲ ዮም ዝበለ

እንታይ ዕላማ ክሃርም ስለ ዝደለ’’

Read more: ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

  1. መልሲ ንመቃናጀውቲ
  2. ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ
  3. ወየ ወየ ኣፋኒዉኒ ኢሉ ሐርበኛ ብርሃነ
  4. ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ
  5. ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ
  6. ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ
  7. ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ
  8. ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ : ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ

Page 1 of 10

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com