- National Dialogue for building democracy in Eritrea
- The United States Should Openly Support Regime Change in Eritrea:
- ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
- ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
- መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
- “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
- Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
- Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
- Democratic Federalism its advantages and disadvantages
- ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ፣ ዓዲ ሰግዶ መርድእ በጺሑኩምዶ
- ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
- The Disappearance of the Eritrean Cabinet of Ministers? – Part 2
- The Disappearance of the Second Eritrean Cabinet of Ministers? Part One
- ግርም እባ ናብ ስልጣን ቅድድም
- Today: Bologna protest march demanding human rights in Eritrea
- ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
- ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
- Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
- ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
- በወርሒ 10 ሓምለ 1952 ብባይቶ ኤርትራ ዝጸደቐ ቅዋም፡ ብዛዕባ መለይ እንታይ ይብል
We have 27 guests and no members online
ግጥሚታት
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ጅግንነት ደቂ ኤረይ ኣለዎ ሐለፋ
ክነዘንቱ ዶ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ
ንዓና ንተዛረብቲ ጥራይ ገዲፋ
ጅግንነትኩም ንዓኹም ደጊፋ
ምሳኹም ተነጽፋ ድያ ተሪፋ‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክነግስ
ንኢሰያስን ጭፍርኡን ክነልግስ
ብዘይ ወዓል ሕደር ንበል ብግስ‘‘
ኣንጊሆም ህግደፋዊያን እንበር
መን ከዲዑ ንህዝቢ ንሃገር
ዓገብ ዘይብሉ እንዳለ ንደመር‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ኣዝማሪኖ ግርማይ ሰመረ ወዲ ዓላዊ
ግርማይ ሰመረ ሕቡን ኤርትራዊ
ሕድሩ ዘይጠለመ ተቃላሳይ ሃገራዊ
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ኣብራሃም ተኽለ
ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ወዲ ዓሊ ሕጃይ
ምውሳን ተሳኢኑ ንጃንዳ ህግደፍ ንምእላይ
ግዜና ኣሕሊፍናዮ ን29 ዓመት ብዘረባ ጥራይ
ኤርትራዊያን ክሳብ መዓስ ክንጸንት ብውሳይ
ብትብዓት ንመክት ከም ኢንጂንየር ተስፋይ‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ኣብራሃም ተኽለ
ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ወዲ ዓሊ ሕጃይ
ምውሳን ተሳኢኑ ንጃንዳ ህግደፍ ንምእላይ
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
(ደቂ ኤረይ ተቐርቂርና እንበር)
ብኢሰያስ ዝመራሒኦ ጭፍራ
ገለ ብደም ዝጠልቀዩ ደቀባት ኤትራ
ገለ ዕባይ ኤርትራ ተጋሩ ኣምሐራ
- ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣትማህለል
- ወሰን ወሰን ገዲፍና ንሳነ ኣይዕወትን እዩ ዘይወሰነ‘
- ወርሒ መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን
- ቅድሚ ኤርትራዊ ሃገርነት፡ ሰብኣውነት፡-
- ብቅልጽም ህዝብና‘ህግደፍ ክጓሐፍ
- ግደፉ ደም ኣይትወለፉ እዚኦም ከለዉ ኩርኳሕ ሽግርና ኣበይ ክይፍትሕ ኣይበዝሔን ዶ ምፍርራሕ‘‘
- ንሰላማዊ ሰልፊ ኦስሎ ብግጥሚ ደገፈይ ክገልጽ ብልሳን ህዝቢ ክነድምጽ መንዩ ንመሰልና ዝረግጽ‘‘
- ንህዝቢ ኣብ ዓዲ እንዳ ኣባሳበሰ ንሰብኣዊ መሰል ንሐርነት ዝጠሐሰ ቅሳነት የለን ህግደፍ ከይተደምሰሰ‘‘