mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
  • ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
  • Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
  • Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
  • جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
  • መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers

We have 27 guests and no members online

ዜና ትግርኛ

ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።

Details
Written by: ክብሮም ከሰተ
Published: 09 June 2025

ኣብ’ዚ ቀረባ ዓመታት ብለዕለዎት ሓላፍቲ መንግስቲ፡ ምሁራትን መዕከናት ዜናን ኢትዮጵያ፡ ደግሲ ናይቲ 30 ዓመት ዝወሰደ’ሞ ኣብ 1993 ከኣ ብህዝበ ውሳኔ መደምደምታ ዝተገብረሉ ደማዊ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስማዕ ዘየቋርጽ ዝውቱር ኮይኑ ኣሎ፡፡ ቀይሕ ባሕርን ወደብ ዓሰብን ባህሪያዊ ሃብትና’ዩ፡ ንሕና ብዙሓት ንሳቶም ውሑዳት፡ ሕራይ እንተደኣ ኢሎም ብሰላም ኣይፋል እንተይሎም ብሓይሊ ክንውንኖ ኢና ዝብል መሰረት ዘይብሉ ፕሮፖጋንዳዊ  ጎስጓስ ይቕጽል ኣሎ።

እዚ ብፍቕዲ ንሕና ስለ ንበዝሕ መበገሲ ዝገበረ፡ ቀይሕ ባሕርን ወደብ ዓሰብን ባህሪያዊ ሃብትና’ዩ ዝብል ፍጹም ሓላፍነት ዝጎደሎ ሓድሽ ወፍሪ፡ ብቐጥታ ንልኡላውነት ኤርትራ ዝጥሕስ’ዩ። ንልኡላውነት ኤርትራ ምጥሓስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ንዕቀት’ዩ። ግጥሙ  ምስ’ቲ በዓል ቤት ዝኾነ ህዝቢ ክኸውን ከኣ ናይ ግድን’ዩ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ከኣ’ዩ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ብሓይልን ብሕግን ዝተሳዕረ ደግሲ ትምክሕታዊ ዕንደራ  ንመክት ዝብል ቁጠዐ ፈጢሩ ዝርከብ።

Read more: ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።

جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

Details
Written by: በርሀ  ኣባል ተሐኤ ካብ ሃገር ጀርመን
Published: 19 May 2025

 

ካብ ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ መልሲ

ዓመጽ ልምዲ ኮይንኩም ደግሲ

ውግእ ወረ ውግእ ያኽለና ሎምሲ፣

.ኣብ ዕዳጋ ወሪድካ ዩ ዝሽመት እኽሊ፣

 

ህዝቢ ኤርትራ ንርስቱ ዋጋ ከፊሉ

ካብ ሑሉፍ ታሪኽምክ ዘይትማሃሩ

ንብዝሕኩም ኣሚንኩም ካብ ትጃሃሩ፣

Read more: جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ኡሉም ጀርመን
Published: 17 May 2025

መርድእ ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖ መግለጺ መሪር ሐዘን ወየ፣ኣቦ ማርታ ዮዲት ሳምሶን ጳውሎስ ነቒልካ ዶ፣ኣፋኑውኒ ካብበልካስ፣ብሰላም ዕረፍ ኣያየ፣ኣከለጉዛይ ሰገነይቲ ዝዓዱ ወዲ ማይ መጉዶም፣ሐደ ካብ ቶም ሰብ ቀደም ዓዲ ኩሉና ዝኸዱ፣ኣያይ ጸሃየ ወደቦይ ተኽለሃይማኖት፣ኣታ ሐዊ ኣበባ ነቒልካ ዶ፣

ኣብ ሚላኖ ዝኾነኒ ጽላል፣ኣየ ክጥዕም ምሳኻ ዕላል፣ፓድረ ማሪኖ ጋሻ ተቐበሉ፣ከማኹም ተቐባሊ ጋሻ ልግሲ ዝኣመሉ፣ኣያይ ብሰላም ዕረፍ በሉ ካልሱሩሀ፣ወየ ወየ ይብል ኣለኹ በርሀ፣

 

ኣብዛ ዓለም መን ኣሎ ነባሪ፣እቶም ዝሐለፉ ንስዕባም እንበር፣ይምለሱና ዶ ኮይኖም፣ንስኻ ብሰላም ዕረፍ ንስድራቤትካ ጠሊ ግደፈሎም፣

 

ንሙሉኣት ንስድራቤቱን ኣፍቀርቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃበና፣ንመዋቲ ድማ እቲ የዋህ ኣምላኽ ኩሉ ዝካኣሎ፣ኣብ ገነቱ ይቀበሎ፣በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ኡሉም ጀርመን።

ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 18 April 2025

ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ

ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣

ገብሪሂወት ማሐሪ ዓሪፍካ ዶ

ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ከበዶ
ንዓዲ ቀይሕ እንዳ ጥመተ ብማዕዶ፣

 

ተጋደልት ተሐኤ ንደርጊ ከሊኦም ሩፍታ
ኣብ 75 ካብ
ቋሐይቶ ብማዕዶ ክትጥምታ
ሐርበኛ ተቃሊስካ እወ ንኤርትራ ንነጻነታ፣

 

Read more: ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣

Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

Details
Written by: Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS)
Published: 29 March 2025
Brigade N'Hamedu Germany

Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

We strongly condemn the recent unjust and unfair actions taken by German authorities against Eritrean refugees residing in Germany. The ongoing targeting and classification of these refugees as terrorism suspects is deeply troubling and must cease immediately.

For many years, Eritrean refugees in numerous countries have peacefully demonstrated against events orchestrated by the Eritrean government. These events, disguised as cultural festivals, serve as propaganda platforms intended to intimidate Eritrean refugees abroad. Recently, throughout 2022 and 2023, Eritrean communities worldwide, including those in Germany organized under the banner of Brigade Nhamedu, have protested these events, rightfully denouncing the oppressive messages and threats emanating from the Eritrean regime.

Read more: Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ

Details
Written by: ክብሮም ከሰተ
Published: 20 March 2025

እዚ ኣርእስቲ ከም ዘለዎ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ዜና ዘቤታዊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝዘርገሖ መግለጺ ዝተወስደ’ዩ። እዚ መግለጺ ብዙሕ ነገራት ዝተናኸፈ፣ ብፕሮፖጋንዳዊ ደሮና ተቐቢሩ ዝጸንሐ ሓቅታት ዝቐልዐ፣ ኣብዘይምልከተና ኲናት ስለምንታይ ኣቲና ንዝበሉ፡ ንዘርኢ ምጽናት ፋሽሽታዊ ተግባር ብወግዒ ዝኾነኑ ኤርትራውያን ቅኑዓት ምንባሮም ዘረጋገጸ፤ መንግስትና ኣይ ወረረ፡ ኣይዘመተ፡ ኣይቀተለ፡ ንሕና ምስ ሰራዊትና ምስ መንግስትና ንዝብሉ ዝነበሩ፡ ብናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ኣእምሮኦም ዝተሰልቡ፡ ርእሶም ዝረስዑን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ዝኸሓነ ጽልኢ ዘሕደሩን ወገናት፡ ሓሲኹም ብዘስምዕ ዕርቃኖም ዘውጸአ፤ ብተመሳሳሊ ብወገን ኢትዮጵያ፡ መጀመርታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኲናት ትግራይ ኣይኣተወን፡ ካልእ ግዜ ከኣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኲናት ትግራይ ነብሱ ንምክልኻል’ዩ ኣትዩ፡ …ወዘተ ብዝብል ክንዛሕ ንዝጸንሐ ሕድሕዱ ዝጋጮ መልእኽቲ ዝኸሸሐ ብምዃኑ ትኹረት ዘድልዮ’ዩ።

Read more: ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ

  1. ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  2. ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  3. ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  4. ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  5. ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  6. ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ
  7. ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  8. ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡

Page 1 of 17

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com