
- With the media focused on Gaza, Christians across Africa fall to a globalizing jihad
- No internet, no social media, no digital activity; 99% people in this country live life in old, traditional way
- Pro-Eritrea TPLF says ready for war against Ethiopia
- ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
- ብምኽንያት መበል 64 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
- Booming cross-border gold smuggling by the Eritrean and Tigrayan military
- Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
- US State Department Report on Human Rights in Eritrea
- ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
- This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
- News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
- ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
- ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
- ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
- Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
- Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
- News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
- Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
- ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
- Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
We have 21 guests and no members online
ዜና ትግርኛ
- Details
- Written by: ክብሮም ከሰተ
ብሓቂ ካብ ህዝባዊ ወጽዓ ተወሊዱ፡ ኩለንተናዊ ህዝባዊ ልኡላውነት ከረጋግጽ ወጢኑ ዝብገስ ፖለቲካዊ ውድብ፡ ናይ ግድን ከማልኦ ዘለዎ ናይ ርሑቕ ርሕቀትን ቀረባ ርሕቀትን (ስትራተጂን ስልትን) ዕለማታቱ ብዘርኢ ዝተሰነደ ኣንፈት ክምራሕ ኣለዎ። ሕቶ ተማላላኢ ዓቕሚ ዘለዎ ቀላሲ መሪሕነት፡ ሕጋዊት ትካላዊ ኣሰራርሓን ንምምላስ ካብ ቀዳምነት ቀዳምነታት ክሰርዕ ኣለዎ። ቅድሚ ናይ ካልኦት ጉድለታት ምርኣዩ ውሽጡ ክፍትሽ ክግምግም ከመዓራሪ፡ ፖለቲካዊ ንቕሓት ኣባላቱ ንምብራኽ ክረባረብ ይግባእ።
Read more: ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
- Details
- Written by: ክብሮም ከሰተ
ኣብ’ዚ ቀረባ ዓመታት ብለዕለዎት ሓላፍቲ መንግስቲ፡ ምሁራትን መዕከናት ዜናን ኢትዮጵያ፡ ደግሲ ናይቲ 30 ዓመት ዝወሰደ’ሞ ኣብ 1993 ከኣ ብህዝበ ውሳኔ መደምደምታ ዝተገብረሉ ደማዊ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስማዕ ዘየቋርጽ ዝውቱር ኮይኑ ኣሎ፡፡ ቀይሕ ባሕርን ወደብ ዓሰብን ባህሪያዊ ሃብትና’ዩ፡ ንሕና ብዙሓት ንሳቶም ውሑዳት፡ ሕራይ እንተደኣ ኢሎም ብሰላም ኣይፋል እንተይሎም ብሓይሊ ክንውንኖ ኢና ዝብል መሰረት ዘይብሉ ፕሮፖጋንዳዊ ጎስጓስ ይቕጽል ኣሎ።
እዚ ብፍቕዲ ንሕና ስለ ንበዝሕ መበገሲ ዝገበረ፡ ቀይሕ ባሕርን ወደብ ዓሰብን ባህሪያዊ ሃብትና’ዩ ዝብል ፍጹም ሓላፍነት ዝጎደሎ ሓድሽ ወፍሪ፡ ብቐጥታ ንልኡላውነት ኤርትራ ዝጥሕስ’ዩ። ንልኡላውነት ኤርትራ ምጥሓስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ንዕቀት’ዩ። ግጥሙ ምስ’ቲ በዓል ቤት ዝኾነ ህዝቢ ክኸውን ከኣ ናይ ግድን’ዩ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ከኣ’ዩ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ብሓይልን ብሕግን ዝተሳዕረ ደግሲ ትምክሕታዊ ዕንደራ ንመክት ዝብል ቁጠዐ ፈጢሩ ዝርከብ።
- Details
- Written by: በርሀ ኣባል ተሐኤ ካብ ሃገር ጀርመን
ካብ ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ መልሲ
ዓመጽ ልምዲ ኮይንኩም ደግሲ
ውግእ ወረ ውግእ ያኽለና ሎምሲ፣
.ኣብ ዕዳጋ ወሪድካ ዩ ዝሽመት እኽሊ፣
ህዝቢ ኤርትራ ንርስቱ ዋጋ ከፊሉ
ካብ ሑሉፍ ታሪኽምክ ዘይትማሃሩ
ንብዝሕኩም ኣሚንኩም ካብ ትጃሃሩ፣
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ኡሉም ጀርመን
መርድእ ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖ መግለጺ መሪር ሐዘን ወየ፣ኣቦ ማርታ ዮዲት ሳምሶን ጳውሎስ ነቒልካ ዶ፣ኣፋኑውኒ ካብበልካስ፣ብሰላም ዕረፍ ኣያየ፣ኣከለጉዛይ ሰገነይቲ ዝዓዱ ወዲ ማይ መጉዶም፣ሐደ ካብ ቶም ሰብ ቀደም ዓዲ ኩሉና ዝኸዱ፣ኣያይ ጸሃየ ወደቦይ ተኽለሃይማኖት፣ኣታ ሐዊ ኣበባ ነቒልካ ዶ፣
ኣብ ሚላኖ ዝኾነኒ ጽላል፣ኣየ ክጥዕም ምሳኻ ዕላል፣ፓድረ ማሪኖ ጋሻ ተቐበሉ፣ከማኹም ተቐባሊ ጋሻ ልግሲ ዝኣመሉ፣ኣያይ ብሰላም ዕረፍ በሉ ካልሱሩሀ፣ወየ ወየ ይብል ኣለኹ በርሀ፣
ኣብዛ ዓለም መን ኣሎ ነባሪ፣እቶም ዝሐለፉ ንስዕባም እንበር፣ይምለሱና ዶ ኮይኖም፣ንስኻ ብሰላም ዕረፍ ንስድራቤትካ ጠሊ ግደፈሎም፣
ንሙሉኣት ንስድራቤቱን ኣፍቀርቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃበና፣ንመዋቲ ድማ እቲ የዋህ ኣምላኽ ኩሉ ዝካኣሎ፣ኣብ ገነቱ ይቀበሎ፣በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ኡሉም ጀርመን።
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ
ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
ገብሪሂወት ማሐሪ ዓሪፍካ ዶ
ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ከበዶ
ንዓዲ ቀይሕ እንዳ ጥመተ ብማዕዶ፣
ተጋደልት ተሐኤ ንደርጊ ከሊኦም ሩፍታ
ኣብ 75 ካብ ቋሐይቶ ብማዕዶ ክትጥምታ
ሐርበኛ ተቃሊስካ እወ ንኤርትራ ንነጻነታ፣
Read more: ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
- Details
- Written by: Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS)

Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
We strongly condemn the recent unjust and unfair actions taken by German authorities against Eritrean refugees residing in Germany. The ongoing targeting and classification of these refugees as terrorism suspects is deeply troubling and must cease immediately.
For many years, Eritrean refugees in numerous countries have peacefully demonstrated against events orchestrated by the Eritrean government. These events, disguised as cultural festivals, serve as propaganda platforms intended to intimidate Eritrean refugees abroad. Recently, throughout 2022 and 2023, Eritrean communities worldwide, including those in Germany organized under the banner of Brigade Nhamedu, have protested these events, rightfully denouncing the oppressive messages and threats emanating from the Eritrean regime.
- ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
- ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
- ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
- ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
- ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
- ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
- ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ
- ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡