mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
  • Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
  • Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
  • News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
  • Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
  • ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
  • Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
  • Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
  • ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
  • Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
  • Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
  • جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
  • መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

We have 203 guests and no members online

ቃል ሓዘን

ብምኽንያት መስዋእቲ ሐርበኛ ከሰተ ተስፋማርያም: (ብሽም ውድብ ተ፣ሐ፣ኤ መግለጺ መሪር ሐዘን)

Details
Written by: Super User
Published: 28 June 2025

ብጻይ ከሰተ ተስፋማርያም ዓሪፍካ ዶ

ሐምድ ድበ ዕጫ ብጾትካ በጺሑኳዶ

ኣፋኑውኒ ኮይኑ ኣምላኽ ካብ ፈቐዶ፣

ወየ ወይ ሐርበኛ ከሰተ ሐረስታይ

ክብለካ ዶ ደላይ ፍትሕ ተቃላሳይ

ኣብ ዉዑይን ዙሑልን ዝርከብ ብጻይ፣

Read more: ብምኽንያት መስዋእቲ ሐርበኛ ከሰተ ተስፋማርያም: (ብሽም ውድብ ተ፣ሐ፣ኤ መግለጺ መሪር ሐዘን)

ናይ ሓዘን መግለጺ: ብዕረፍቲ ብጻይ ከሰተ ተስፋማርያም (ሓረስታይ)

Details
Written by: Super User
Published: 27 June 2025

ናይ ሓዘን መግለጺ

 

ብዕረፍቲ ብጻይ ከሰተ ተስፋማርያም (ሓረስታይ)

Ein Bild, das Menschliches Gesicht, Lächeln, Kleidung, Brille enthält.

KI-generierte Inhalte können fehlerhaft sein.

 

ብጻይ ከሰተ ተስፋማሪያም፡ ምሉእ ዕድሜኡ ንህዝቡን ሃገሩን ኣብ ዘገልግለሉ ዝነበረ ህሞት፡ ብዝሓደሮ ከቢድ ሕማም፡ ብዕለት 23.06.25 ኣብ‘ዛ ዓለም ሓዲጉና ምፍላዩ ብመርድእ ሰማዕና። ከም ኩሎም ኣባላት ስድራ-ቤቱን ምሉኣት ፈተውቱን፣ ንሕና ብጾቱ ኣባላት መቓልሕ-ኤርትራ ኦርጋናይዘሽን ዝተ.ማ. እውን መሪር ሓዘን ከም ዝተሰመዓና ንገልጽ።

ብጻይ ከስተን ስድራ ቤቱን ኣብ ጐድኒ መቓልሕ ኰይኖም ዘበርከትዎ ዘይሕለል ደግፍ እናመስገንና ዘለኣለማዊ ሰላማዊ ዕረፍቲ ክዀነሉን፡ ንክብርቲ መሓዛና በላይነሽ በዓልቲ ቤቱን ዝተፈትዉ ደቁን ድማ ንሓዘኖም ዝጽውር ጽንዓት ኪገብሩ ንምነ።

 

 

ንዘለኣለም ብጾትካ ኣባላት መቓልሕ-ኤርትራ ኦርጋናይዘሽን ዝተ.ማ.

 

27.06.2025

ወየ ብጻይ ተስፋማርያም ብሰላም ዕረፍ፡ ሐርበኛ ህያው ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሐልፍ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን
Published: 26 May 2024

ወየ ብጻይ ተስፋማርያም ብሰላም ዕረፍ

ሐርበኛ ህያው ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሐልፍ,,

ወየ ወየ ወየ ወደባይ ክብርኣብ ዓሪፍካ ዶ

ንፍትሒ እንዳ ተቃለስካ ኣምላኽ ካብ ፈቀዶ

ከም ብጾትካ ሐመድ ዓደቦኻ ሐሪሙኳ ጋዶ,,

Read more: ወየ ብጻይ ተስፋማርያም ብሰላም ዕረፍ፡ ሐርበኛ ህያው ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሐልፍ

ወየ ወየ ኣብ 24 ጥሪ ኣታ እንታይ ተረኸበ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 02 February 2024

ወየ ወየ ኣብ 24 ጥሪ ኣታ እንታይ ተረኸበ

ዓሪፍካ ዶ ኣብ ዉዑዩን ዝሑልን ዝተረኸበ

ወደባይ ኣለም መሐረና ዓሪፉ ዝብል ኣንቢበ

Read more: ወየ ወየ ኣብ 24 ጥሪ ኣታ እንታይ ተረኸበ

እዮብ ወደባት ካብ ኣውራጃ ሰራየ፡ እዮብ ወደቦይ ሃይለ ዓሪፉ ወየ ወየ።

Details
Written by: ኣባል ተሐኤ በርሀ ዑቅባዝጊ ኡሉም ጀርመን
Published: 12 December 2023

እዮብ ወደባት ካብ ኣውራጃ ሰራየ

እዮብ ወደቦይ ሃይለ ዓሪፉ ወየ ወየ

የኣፋንዉኒ ኢልካ ዶ እዮብ ብጻየ

ሐርበኛ ተዓንቂፉ ሐርነት ከይረኣየ’’

Read more: እዮብ ወደባት ካብ ኣውራጃ ሰራየ፡ እዮብ ወደቦይ ሃይለ ዓሪፉ ወየ ወየ።

መርድእ

Details
Written by: ውለሽ ኣረጋይ፣ ጠዓመ በየነ
Published: 07 March 2021

 

Bildschirmfoto_2021-03-07_um_18.18.31.png 

ጓልና ሰናይት ጠዓመ በየነ፣ ኣብ ሰዊት ዕድመኣ ብሓደጋ ብዕለት 27.02.2021 ኣብ ካርልስሩሀ ሃገር ጀርመን ዓሪፋ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ንዕለት 11.03.2021 ሓሙስ መዓልቲ ካብ ሰዓት 10፡15 ጀሚሩ ክሳዕ 11፡00 ኣብ Große Kappelle Hauptfriedhof Karlsruhe Haid-und-Neu-Straße 39፡ ጸሎተ ፍትሓት ክካየድ እዩ። ስዒቡ ሰዓት 11፡15 ሓመድ ኣዳም ትለብሰሉ ኣብ መቓብር ካርልስሩሀ Hauptfriedhof Karlsruhe እዩ።

ሓብሬታ፡

ካብ ባንሆፍ (Hauptbahnhof) ንቫልድሽታት (Waldstadt) ገጻ እትጓዓዝ ትራም ቊ. 4 ወሲድኩም/ክን ኣብ መዓርፎ-ትራም Hauptfriedhof ትወርዱ/ዳ። እቲ መቓብር ካብኡ 70 ሜተር ንጸጋም እዩ።

መተሓሳሰቢ

ብምኽንያት ኮቪድ 19 (ኮሮና) ዝተዋህበ መምርሒ መሰረት፡ ኣብ ግዜ ፍትሓት ክሳተፉ/ፋ ዝፍቀድ ብቁጽሪ ዝተወስነ ጥራሕ ስለ ዝዀነን ምምዝጋብ ስለ ዝግባእን፡ እቲ ምዝገባ’ውን ስለ ዝዓጸና፣ ኹልኻትኩም ቀበርትና ካብ ሰዓት 11፡15 ኣብ ሓመድ ድበ ንኽትሳተፉ ንላቦ። ሓደራ መሸፈን ኣፍን ኣፍንጫን ኣይትረስዑ።

ውለሽ ኣረጋይ

ጠዓመ በየነ

ምስ ምሉኣት ስድራ ቤት

  1. “ናይ ሓዘን መግለጺ“
  2. ቃል ሓዘን
  3. إرتريا تودع المناضل والنقابي الكبير آدم إدريس هاسري
  4. ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው)
  5. ኣዜብ ጓል ኣቦይ ዘሚካኤል ዋዕሮ‘‘ንስኺ ውን ኣፋንዉኒ ኢልኪ ዶ።
  6. ናይ ሓዘን መግለጺ ብዕረፍቲ ተጋዳላይ ዘርእሰናይ ተወልደ ቀላቲ
  7. ናይ ሓዘን መግለጺ ብዕረፍቲ መስዋእቲ ተጋዳላይ ዘርእሰናይ ተወልደ ቀላቲ
  8. ዕረፍቲ ዘሪኢሰናይ ተወልደ

Page 1 of 5

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5

Designed by pickjoomla.com