ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?
ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን ክብርን ናይ ኲሎም ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን።
ቀዳሞትስ ነጊርናኩም ምስማዕ ኣቢኹምና
ቀዳሞትስ ነጊርናኩም ምስማዕ ኣቢኹምና እንበር‘‘ኢሰያስ ምስ ኣቢዪ ቃል ኪዳን ምስ ኣሰረ‘‘ህዝቢ ሕጂስ ያኣክል ኢሉ ምስ ነደረ‘‘ንዳግማይ ትንሳኤ ተሐኤ ሰሚዑ ዝባህረረ‘‘ ንማፍያዊ ጉጅለ እንዳ ደገፍካ‘‘ደጊም ያኣክል ንጹህ ከም ጲላጦስ ምዃን‘‘ኣብ ዝጸናሕካ ጸኒሕካ‘‘ ውጥም ቅልቅል ምባል።
መግለጺ ሓቀኛ ዝምድና ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ትግራይ ይትግበር ኣሎ
ኣብ ዝኾነ ሃገር፡ ኣብ ዝኾነ ሕብረተ-ሰብ ህዝቢ ብህዝቢ ዝመንቀሊኡ ዝኸረረ፡ ኣብ ደማዊ ወግእ (ኲናት)ዝበጽሐ ባእሲ ኣብ ታሪኽ ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን። ብርግጽ መንቀሊኡ መሰረታዊ ድዩ ዘይመሰረታዊ ወይ ምኽንያታዊ ድዩ ዘይምኽንያታዊ ዝብል ሕቶን መልስን ንጎኒ ገዲፍና፡ ኣብ ብዙሓት ሃገራትን መንግስታት ተጻብኦታት፣ ምስሕሓባት፣
Weiterlesen: መግለጺ ሓቀኛ ዝምድና ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ትግራይ ይትግበር ኣሎ
ተገራጫዊ ባህሪ፡ ተገራጫዊ መርገጽ ይወልድ
ትብጻሕ ናብ ዝኸበርካ ሜጀር ጀነራላ ኣበበ ተ/ሃይማኖት (ጀቤ)
ኣቐዲመ ናይ ኣኽብሮት ሰላምታይ ኣቕርበልካ። ምሉእ ጥዕናን ቅሱን ማሕበራዊ ህይወትን ክህልወካ ድማ እምነ። ብወገነይ ፈጣሪ ይመስገን ጽቡቕ ኣለኹ።
ዝኸበርካ ጀነራል ኣበበ፡ ብግምት ናይ ሎሚ ሰለስተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ብሕጊ ካልኣይ ድግሪ (ማስተርስ) ኣጽኒዕካ ከም ዝተመረቕካ፡ ኣብ’ቲ ካልኣይ ድግሪ ዝሓዝካሉ፡ ዓለማዊ ሕጊ ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ማያዊ ባሕሪ እንታይ ከም ዝብል፡ ቅድሚኡ ኣብ ኣእምሮኻ ዘይነበረ ሓድሽ ግንዛቤ ከም ዝረኸብካ፡ ካብ’ቲ ዝረኸብካዮ ሓበሬታ ተበጊስካ ድማ፡ ኢትዮጵያ ናይ ግድን ኣፍ ደገ ባሕሪ ክህልዋ ኣለዎ
ዓደይ ናፊቐ
ንዓሻ ደርጓሐሉ ኣበይ ከእምቶ‘‘ንለባም ኣምተሉ ኣበይ ከይስሕቶ‘‘ኣቢዪ ኣሕመድ ካብ ኣግሃዶ‘‘ ንመንነትና ናብ ዕዳጋ ክውርዶ‘‘ቱታ ዝብል ጅግና የለን ዶ‘‘ ንሉኡክ ኣስራተ ካሳ‘‘ ደመኛ ዓደቦ‘ውክልና ናይ ህዝቢ ኤርትራ‘‘መን ምስ ሃቦ‘ውክልና ንናቢዪ ዘረክቦ።
Constitution Making, Replacing and Amending
The case of interim –constitution/transitional and permanent constitution.
What is the difference between interim and permanent constitution.
Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition.
Interim or provisional or transitional are the various names given to the period from the fall of dictatorship to the permanent constitution.
In this article I will deal with