mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
  • ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
  • Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
  • Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
  • جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
  • መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers

We have 90 guests and no members online

ግጥሚታት

ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021

ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ

ልሳነይ ኣይዓጽፍን ሐንቲ ያ ቃለይ

ንሃገሮም እዮም ተበጅዮም ደቂ ኤረይ

ጭርሖኦም ኣሞራ ይብልዓዮ ስጋይ

ኣውሊዔይ ጽላለይ ኣለኹልኪ ባዕለይ’’

Read more: ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ

ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021

ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ

ብግጥሚ ሐወየ ሐወየ እንዳበልኩ ክፋነዎ ደልየ‘‘

ወረኺ ኣይጠዓመን ጀነቫ ጀነቮ

ፍትዊ እንታይ ረኺብዎ ንገርና እባ

እንዳባ ይሐቱ ኣለዉ ካብ ሩሑቕ ቀረባ‘‘

Read more: ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ

ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021

ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ

እዚ ኩናት ንጹር ተልእኾ እዩ ዘለዎ

ጠቕሊሉ ከረክቦም ነቶም ዝለኣኽዎ

ኢሰያስ ኣቢዪ ደብረጽዮን ዝኣለምዎ‘‘

Read more: ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ

ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 06 November 2020

ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ

ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ

ንሱ ዕላሙኡ ሃሪሙ ጎጃም ዎሎ

   እንዳ ኸደ ይዛወር ኤሎ‘‘

Read more: ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ

ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ : ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 25 October 2020

ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ

ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ

ድሕሪ 30 ዓመት ተዓዊቱ

ማፍያዊ ጉጅለ 29 ዓመቱ

ብኢዱ ስልጣን ዓትዒቱ

ህዝቢ ዓገብ ከይብል ተለኺቱ‘‘

Read more: ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ : ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ

ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ፡ ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 10 October 2020

ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ

ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ

ሕጂ ድማ ኣብ ዙም ትኽ ብትኽ

ዘረባ ንመጥጥ ክንዲ ነብሎ ብትኽ‘‘

Read more: ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ፡ ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ

  1. ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ
  2. ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብእስ ኣየስረረንን ያኣክል ምሳይ ንትምክሕቲ የብሉን ቦታ
  3. ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብእስ ኣየስረረንን ያኣክል ምሳይ ንትምክሕቲ የብሉን ቦታ
  4. ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ መልስኹም ተቐበሉ
  5. ካብ ብኣውራጃ ጽልኢ ምፍሐር ካብ ኣብ ዘረባ ተጸሚድካ ምንባር መድሕን ህዝቢ ንኹን ብተግባር‘‘
  6. ተናዘዛ ተናዘዙ ‘‘ኣቢዪ ኣሕመድ ቀይር ማርሻ‘‘፡ ኤርትራ ኣይትኸውንንያ ናትኩም ውርሻ
  7. ካብ ጻባ, ዘይተረኸበስ ካብ ማይ ጸባ
  8. ትግራይ መድያ ዶ ምንዮት ኤሊት ትግራይ‘‘

Page 3 of 11

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com