ENCDC

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ፊጥር ኣል ሙባረክ፣ ንኹሎም ኤርትራውያንን፣ ሓይልታታ ዲሞክራስያዊ ለውጥን፣ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶን

ከምኡ’ውን ንኣመንቲ እስልምና ኣብ ዓለም እንቛዕ ጾም ሮሞዳን ወዲእኩም ናብ ዒድ ብሰላም ኣብጻሕኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ ክገብሮ ምንዮቱ ብምግላጽ፣ ንህዝብና ካብ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተገላጊሉ፣ ኣብ መላእ ሃገርና ናይ ሓርነትን ሰላምን ርግኣታትን ሰንደቕ ዕላማ ዘንበልብለሉ እዋን ክኾናልና ንልዑል ፈጣሪ ይልምን።

ርሑስ ዒድ ኣል ፊጥር ይግበረልና !!

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

3 ሰነ 2019