- Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
- ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
- ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
- ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
- ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡
- ብምኽንያት መበል 33 ዓመት ዕለተ ነጻነት ኤርትራ 24 ግንቦት ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ
- ናይ ደምበ ተቓውሞና ጸገም፡ ኣብ ዝተሰማማዕካሎም ልፍንታዊ ዕላማታት፡ ሰጢምካ ክትቃለስ ዘይምብቃዕ እዩ፤
- ንመለይ ኣብ ባይቶ ዓደቦ ክነንበልብላ ኢና’’ኣምለኽቲ ንሐደ ሰብን ጉጅለን ኣይኮናን ንሕና።
- ሓድነት ክረጋገጽ፡ ናይ እምነትን ተግባርን ውህደት ክህሉ የድሊ፤
- Two axe-wielding Eritrean government supporters arrested in Israel
- Dutch municipality bans Eritrean festivals
- ብርጌድ ንሓመዱ ከም ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓረካ)፡ ፈተውቲ ብዝመስሉ ወገናት ጉዕዘኡ ከይቑጸ ክጥንቀቕ ይግባእ
- ደድሕሪ ህዝቢ ዝኸይድ ውድብ፡ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይኮነን።
- Democratic Federalism its advantages and disadvantages
- ውሳኔ ሃገራዊ ባይቶ ኖርወይ 19 መጋቢት 2024፡ ውጽኢት ውሁድ ሕጋውን ዲፕሎማስያውን ወፍሪ’ዩ።
- ዕላምኡ ብምንጻር ዘይተወደበ ሓይሊ ተቓሊሱ ክዕወት ኣይክእልን እዩ፤
- ናይ መንግስቲ ህግደፍ ዝነደየ ፖለቲካዊ ዕላማ፡ ህዝብን ሃገርን የዕኑን ይብትንን‘ምበር ኣየድሕንን፡
- Arrangement of transitional government after the removal of dictatorship in Eritrea
- ሃገራውን ህዝባውን ልዑላውነትና ዝግህስ ዘሎ፡ ዘቤታዊ ጨቋኒ መንግስቲ ህግደፍ እዩ፡
- ድፍረትን ዓቐናዊ ለውጥን ጽቡቕ ይምዕብል ኣሎ፡ ፖለቲካዊ ብስለትን ዓይነታዊ ለውጥን ግን ኣይግድን።
We have 24 guests and no members online
ሓተታ
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ሃገር መንግስቲ ዘድልየሉ ምኽንያት፡ ቀዳማይ፡ ዜጋታት ብዘይ ዝኾነ ራዕድን ስኽፍታን ካብ ናብ ዝንቀሳቐስሉ፣ ሓሳቦም ዝለዋወጥሉ፣ ዘፍርይሉ፡ ናይ ፍርያቶም ወነንትን ተጠቀምትን ዝኾንሉ፣ ብነጻነት ወፊሮም ናብ ቤቶም ብሰላም ዝምለስሉ ውሕስነት ንምርግጋጽ’ዩ። ካልኣይ፡ ኣብ ሃገራዊ ሓበራዊ ፖለቲካዊ ጉዳዮም ይምልከተኒ ይግባኣኒ’ዩ ኢሎም፡ ብሓሳብን ብተግባርን ዝሳተፍሉ፡ ሰብኣዊ መሰሎም
- Written by: By Fesseha Nair
ENCDC has to pursue a constructive productive and effective diplomacy in their struggle for change. Since its foundation in 2011 has failed to win the sympathy and support of foreign states.
ENCDC is now in its revival with a new spirit and mutual respect.
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ምልኪ ብመሰረቱ ናይ ፍትሓውያን ምዕቡላት ኣተሓሳስባ ኣይኮነን። መላኺ ብውልቀ ሰባት ይንጸባረቕ፡ ብደረጃ ፖለቲካዊ ውድባት ይኹን መንግስቲ፡ ኣብ ኣካላዊ ግዝፊ ጥራሕ’ዩ ዝተኣማመን። ኣብ መንጎ ውልቀ ሰባት፣ ማሕበራዊ ክፍልታት፣ ፖለቲካዊ ውድባት ኮነ መንግስታት ዝለዓል መሰረታዊ ድዩ
Read more: ካብ ምልኪ ናብ ደሞክራስ ንምስግጋር፡ ኣካላዊ ዘይኮነ ናይ ሓሳብ ልዕልነት ይረጋገጽ፡-
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ኤርትራውያን ከም ህዝቢ ኣብ ኣሰካፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ከም እንርከብ ዘከራኽር ኣይኮነን። መጀመርያ ኣብ ኣሰካፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ከም እንርከብ ዘረጋግጸልና፡ ኣብ ሰብኣዊ ክብርና ዝፍጸም ዘሎ ቅሉዕ ጥሕሰት’ዩ። ብካልኣይ ኣብ ኣሰካፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ከም እንርከብ ዝምስክረልና ድማ፡ ብቐጥታን ብተዘዋዋርን ኣብ ልኡላውነት ሃገርና ንሰምዖን ንሪኦን ዘለና ድፍረት’ዩ።
- Written by: ብፍስሓ ናይር
Reconstructing State building after post dictatorship Eritrea.
Chauvenism the root cause of internal conflict in Eritrea
Abboy Habtemariam and his politics of liquidation of other nationalities in Eritrea.
The Cushitic Popular Movement in Ethiopia against Amharization and Tigrinatization.
The Agazian- Tigray –Tigrni project in Mekele
ካብ ጽሑፋት ስትራትጅካዊ መጽናዕትታት ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ
Read more: ኣወዳድባ መንግስቲ ኣብ ሃገረ ኤርትራ Formation of state in Eritrea/ Tigrinya
- Written by: ብፍስሓ ናይር
ጋባ ፍትሕ እና ኤርትሪርሰና ያኹ ቅረንሊ ኣዋኺሮ ሻኹን
ተሪ መዲዪኹ ጋብዲ ዓዳትዲር ዳበርድኒል ውሪል መርኪስሮ ሻኹን
Language Policy in Multi-Ethnic Eritrea
ሀ. ቱሲሰና
- ኣብ ርሑቕን ውሑስን ቦታ ኮይንካ ተመጽዋቲ መሰል ምዃኑ፡ ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።
- The Concept of Building Democratic state in Eritrea
- ንሃገር ዝውክሉ ስፖርተኛታት ብዋሕስ ዝወጽኡላ፡ ገለ ኣብ ውሑስ ቦታ ዝበጽሑ ዜጋታት ባርነት ዝናፍቑላ ሃገር።
- ንጉጅለ ህግደፍ፡ ብበትሪ ዘይተደገፈ ናይ ቃል ይኣክል፡ ኣይኣክልን።
- ነጻን ፍትሓውን ሓሳብ፡ ንህግደፍ ዘይምሕር ቀዛፊ ሕማምን ደምሳሲ ሚሳይልን’ዩ።
- ዶባት ከም ቃሕታኻ ምዕጻውን ንምኽፋትን ፖለቲካዊ ሃላልነት’ዩ።
- ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት
- እንኮ ፍታሕ፡ ማሕበራዊ መሰረት ደመኛ ጸላኢኻ ምፍላጥ፡ ፈሊጥካ ራእይኻ ምንጻርን ዕጥቅኻ ምስጣምን’ዩ።