mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
  • ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
  • Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
  • Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
  • جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
  • መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers

We have 43 guests and no members online

ሓተታ

ትማሊ ብስዉር‘‘ሎሚ ብጋህዲ‘‘ሕማም ኮሮና ዶ ክንብሎ‘‘ ሕማም መንሽሮ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 12 July 2020

ትማሊ ብስዉር‘‘ሎሚ ብጋህዲ‘‘ሕማም ኮሮና ዶ ክንብሎ‘‘ ሕማም መንሽሮ‘‘ህዝቢ መዓንጥኡ ሐሪሩ‘‘ምስ ጃንድኡ ኣዲስ ኣበባ ይዕንድሩ‘‘ብሰማይን ብምድርን‘‘እንዳ ፈሰሲ ሐዊ‘‘ኤርትራዊ በጃ ህዝቡ ተበጃዊ‘‘መራሒ ጃንዳ ህግደፍ‘‘ ዓሎቕ ዝልማዲ ሐሳዊ።

Read more: ትማሊ ብስዉር‘‘ሎሚ ብጋህዲ‘‘ሕማም ኮሮና ዶ ክንብሎ‘‘ ሕማም መንሽሮ

ካብ ውድብ ህዝቢ ይዓቢ ሓቂ፡ ህዝባዊ ወጽዓ ብዘይ ፖለቲካዊ ውድብ ከምዘይፍታሕ ምርዳእ ድማ ካልእ ሓቂ’ዩ፤

Details
Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
Published: 29 June 2020

DFfEUˆኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ከም ህዝቢ ኣተሃላልዋና ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣለና ዝብል ቃል ብልክዕ ኣይገልጾን፤ ኣብ ሕማቕ ኣለና ዝብል ቃል ይንእሶ’ዩ። ከም ህዝቢ ዝጠምረና ዝነበረ ክብርታት ተሰባቢሩ፡ ኣተሓሳስባና ተዘሪጉ፡ ካበይ፣ ናበይ፣ ብኸመይ ንኸይድ መኣዝና ኣብ ዘጥፋእናሉ ኩነታት ስለ ንርከብ፡ ከም ህዝብን ሃገርን ናብ ባህሪያዊ ቦታና ንምምላስ ወይ ድማ፡ ተበታቲና ክብሪ ኣልቦ ሃገር ኣልቦ ናይ ምዃን ኣብ ወሳንን ኣሰካፍን ፖለቲካዊ ኩነታት ኣለና ዝብል ሚዛን’ዩ ዝምጥኖን ዝገልጾን።

Read more: ካብ ውድብ ህዝቢ ይዓቢ ሓቂ፡ ህዝባዊ ወጽዓ ብዘይ ፖለቲካዊ ውድብ ከምዘይፍታሕ ምርዳእ ድማ ካልእ ሓቂ’ዩ፤

ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ፡-

Details
Written by: ዛራ ማና
Published: 19 June 2020

ፖለቲካዊ ዓውዲ ከም’ቲ ገለ ተበለጽትን ድኹማትን ፖለቲካ ማለት ሓሶት’ዩ። ፖለቲካ ናይ ጸለመን ምቅትታልን ዓውዲ’ዩ። “ፖለቲካን ኤሌትሪክን ብርሕቑ” ኣነ ኣብ ፖለቲካ ክኣቱ ኣይደልን …ወዘተ ክብሉ ዝገልጽዎን ዘመራስሕዎን ኣይኮነን።

Read more: ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ፡-

ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን

Details
Written by: ዛራ ማና
Published: 19 June 2020

ምህንድስና (Engineering) ክበሃል እንከሎ ቀዲሙ ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና ኣወንታዊ ገጹ’ዩ። ምህንድና ግን ክልተ ገጻት ዘለዎ ዓውዲ’ዩ። እቲ ሓደ ጾር ሕብረተ ሰባት ዘቃልል ሓቀኛ ልምዓታዊ ኣገልግሎት ዝህብ ምህንድስና’ዩ። እቲ ካልኣይ ከኣ ኣብ ህልኽ ዝተሰረተ ናይ ጥፍኣት ምህንድስና።

Read more: ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን

ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?

Details
Written by: ወልደየሱስ ዓማር
Published: 19 June 2020

ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን
ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን
ክብርን ናይ ኲሎም  ጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን
ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን።

Read more: ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?

ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ

Details
Written by: ብ ዛራ ማና
Published: 14 June 2020

ፖለቲካዊ ዓውዲ ከም’ቲ ገለ ተበለጽትን ድኹማትን ፖለቲካ ማለት ሓሶት’ዩ። ፖለቲካ ናይ ጸለመን ምቅትታልን ዓውዲ’ዩ። “ፖለቲካን ኤሌትሪክን ብርሕቑ” ኣነ ኣብ ፖለቲካ ክኣቱ

Read more: ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ

  1. ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን
  2. ኣብ ግዜ ጸበባ ወገን ንወገን ምድጋፍ ጽቡቕ ግን ንመን? ብኸመይ?
  3. ብዓይኒ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምሕደራ፡ ንህግደፍ ምስ ህወሓት ከተነጻጽር ምፍታን፡ ከንቱ ሃለውለው’ዩ።
  4. ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ኣምለኽቲ ህግደፍ፡ ፖለቲካዊ ነብሰቕትለት።
  5. ባዕላዊ ውድቀትካ ክትሓብእ ንካልእ ምጽላም ድርብ ስዕረት’ዩ።
  6. ንናይ ሎሚ ሃገራዊ ክሕደትን ኢ-ሰብኣዊ ገበንን ብናይ ትማሊ ሓርበኝነት ከተተዓርቕ ምፍታን ገበን’ዩ።
  7. ዓይኒ ከዳዓት ኣተኲርካ ጠምት
  8. ውዲት ከይድገም ተጸባይቲ ምዃን ያኣኽለና

Page 4 of 17

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com