mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • ለበዋ ንኹሎም ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኣብ ዙርያ ማዕከናት ዜና ንዝነጥፉ ዘለው ተቓለስቲ፡-
  • ብርጌድ ንሓመዱ ግዝያዊ ጭርሖ ዝኣከቦ ማዕበላዊ ምንቅስቓስ’ምበር፡ ሓደ ሓጋዊ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይነበረን።
  • ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
  • With the media focused on Gaza, Christians across Africa fall to a globalizing jihad
  • No internet, no social media, no digital activity; 99% people in this country live life in old, traditional way
  • Pro-Eritrea TPLF says ready for war against Ethiopia
  • ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
  • ብምኽንያት መበል 64 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
  • Booming cross-border gold smuggling by the Eritrean and Tigrayan military
  • Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
  • US State Department Report on Human Rights in Eritrea
  • ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
  • This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
  • News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
  • ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
  • ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
  • ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
  • Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
  • Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
  • News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report

We have 107 guests and no members online

ዜና ትግርኛ

ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡

Details
Written by: ደሞክራሲያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
Published: 20 March 2025

ኣብ ዓለምና ዝተፈላለዩ ተፈጥሮኣውን ሰብ ዝሰርሖምን ሓደጋታት እናተኸስቱ ዝመጹን ዝቕጽሉ ዘለዉን ስለ ዝኾኑ፡ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ-ሰብ ዓለም ብሓፈሻ ዘብጽሕዎ ዘለዉ ማህሰይቲ ብቐሊሉ ዘይግመት ሓደጋ እዩ፡፡ እቶም ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ዝግለጹ ተርእዮታት ንዘውርድዎ ሓደጋታት ኣብ ምክልኻል ይኹን ምቁጽጻር ጥሙር ዓለም-ለኻዊ ዓቕሚ ከይፍጠርን ብውህደት ከይነጥፍን ዕንቅፋት ዝኸውን ዘሎ ተርእዮ ድማ ሓደ ኣካል ናይቶም ሰብ ዝሰርሖም ሓደጋ ዝኾነ ኣብ ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ዝወርድ ዘሎ ግህሰታትን ስግረታትን፡ ናይ ስነ-ሞጎት ሓይሊ ምዝውታርን እዩ፡፡

ዓለም-ለኻዊ ትካል ሕቡራን መንግስታት ከም ትካል፡ ኣብ ሰብኣዉን ደሞክራስያውን ሓፈሻዊ ናይ ሓርነታት መሰላትን ልዑላውነት ናይ ህዝብታትን ሃገራትን ወዘተ ዝኣመሰሉ ጉዳያት ዓለም-ለኻዊ ሕግታትን ውሳነታትን ዘጽደቐን ብመጠኑ እናሰርሓሉ ዝመጸን ዘሎን እኳ እንተኾነ፡ ኣብ ዓውደ ተግባር ግን መሰናኽላትን ብደሆታትን እናኣጋጠሞ ስለ ዝርከብ፡ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ እናተጣሕሰን እናተዳኸመን ዝመጸን ዝቕጽል ዘሎን ምዃኑ፡ ብኣንጻሩ ስነ-ሞጎት ሓይሊ ምጥቃም እናዓበየን እናነገሰን ይኸይድ ምህላዉ ምግንዛብ ዝካኣል እዩ፡፡

Read more: ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡

ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡

Details
Written by: ክብሮም ግረነት
Published: 20 March 2025

ህዝብና ወሬ ኹናትን ድምጺ ቦምብታትን ፣ ሞትን ስንክልናን ስደትን ካብ ዘተኣናግድ 64 ዓ. ም. ሓሊፉ ኣሎ ። ኣብ መዋእል ሰውራ ዝተኸፍለ መስዋእትነት ህዝብና ከይኣክል ፡ ህግደፍ ዓመት ወጸት ዓመት መጸት ፡ መንእሰያትና ኣብ ሓዊ ኹናት ክጠብስ ሓጎስ እምበር ሓዘን ይኹን ጓሂ ኣይስምዖን እዩ ። ምኽንያቱ ፍልስፍና ወይ ራኢ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኹናትን ድኽነትን ኣማዕቢሉ ህዝቢ ኣብ መዓልታዊ መነባብሮኡ ክሓስብ ገይሩ ፡ነታ ለይትን መዓልትን ዝናፍቓ ኢትዮጵያ ክመርሕ ኢሉ እዚ ከሉ ወርደትን መኸራን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ከወርድ ንዕዘብ ኣሎና ። ኣብ ግዜ ሰውራ እንተኾነ እውን ብናይ እስቲፎኖስ ኣብራሃም (ዘማች) ደርፊ ገይሮም መሓዙቶም ነዳያትን ዓዃያትን ዝነብሩላ ኤርትራ ክሃንጹ ምዃኖም ኣተምቢሆምልና ነይሮም ። ስለዚ ክገርመና የብሉን ። እቲ ነዳይ ብቅድሙ ድኻ እዩ ፡ እቲ ቁሩብ ትሕዝቶ ዝነበሮ ከኣ ብእተፈላልለየ ሸርሕታት ኣድኪዮምሞ ሃገር ዓዲ ነዳያት ገይሮማ ኣሎው።

Read more: ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡

ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት

Details
Written by: ክብሮም ከሰተ
Published: 20 March 2025

ኣብ ክውንነት ዝኣምኑ ኣርሒቖም ድማ ዝእምቱ ለባማት ሰባት፡ ሓቀኛ ምንጩ ዘይፍለጥ፡ ጭብጢ ንዘይብሉ፡ ተባሂሉ፣ይበሃል ኣሎ፣ ከም’ዚ ክግበር’ዩ፣ ክኸውን’ዩ …ወዘተ ብዝብል ንዝንዛሕ ወረ “ቤላ ቤሎ” ክብሉ ይገልጽዎ። ብካልእ ኣገላልጻ ቤላ ቤሎ መሰረትን ተሓታትን ዘይብሉ ወረ ማለት’ዩ።

ኣብ ኤርትራ ዘይተሰምዐ ዓይነት ቤላ ቤሎ የለን፡፡ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝጸንሖ ፖለቲካዊ ለውጢ ክገብር’ዩ። ቅዋም ክትግብር’ዩ። መደባት ልምዓታዊ መጽናዕቱ ኣጻፊፉ ኣብ ዳግመ ህንጻ ሃገር ክኣቱ’ዩ።ኣብ ሓጺር ግዜ ማዕረ ኣናብር ልምዓት ርሑቕ ምብራቕ ኤስያ ዝኾና ሃገራት ክንከውን ኢና። ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ሓድሽ ዓመት፣ ኣብ መዓልቲ ነጻነት 24 ግንቦት፣ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት፣ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ክፍትሑ’ዮም። ኤርትራ መወዳድርቲ ናይ’ተን ኣብ ዓለምና ኣለዋ ዝበሃላ ሓያላትን ምዕቡላትን ሃገራት’ያ። ዕንቅፋት ኮይኖሙና ዘለዎ ጎረቤትና’ዮም …ወዘተ ዝብል ዕሙት ጽልእን ፖለቲካዊ ድኽነትን ዝሰረቱ ዝተነዝሐ ቤላ ቤሎ እልቢ የብሉን።

Read more: ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት

ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።

Details
Written by: ደሞክራሲያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
Published: 20 March 2025

ሓባራዊ ወጽዓን ረብሓን ዘለዎም ሕብረተ-ሰብኣዊ ኣካላት ብቐዳምነት፡ ጠንቂ ጸገሞም መን? መሰሎምን ረብሓኦምንከ ብከመይ የረጋግጹ፡ ዝብሉ ነጥብታት ዝኣክል ግዜ ሂቦም ኣብ ጭቡጥ መጽናዕቲ ዝተመስረተ ብሓላፍነታዊ ኣገባብ ክዛተዩን ኣብ ሓደ ዝጭበጥ ሓባራዊ ስምምዕ ክበጥሑ ይግባእ። ዝጥርነፍሉ ማሕበር ድዩ ፖለቲካዊ ውድብ ብሕግን ብወግዕን ክምስርቱ ኣለዎም። እቲ ማሕበር ወይ ውድብ ዝምራሓሉ፡ዝተጻሕፈ ፖለቲካዊ ፕሮግራም፡ ስትራተጂ፡ ስልቲ፡ ሕድሕዶም ተናቢቦም ዝሰርሕሉ ዝቆጻጸርሉ ውሽጣዊ ስርዒታዊ ቅርጻን ሕገ-ህንጻን ከምኡ’ውን ተሓታትነት ዘለዎ ሕጋዊ መሪሕነትን ኣማሊኦም ክብገሱ ትጽቢት ይግበር። ከም’ዚ ዓይነት ሓባራዊ ኣገንዝቦን ኣሰራርሓን ኣብ ዝወነኑ ክልተን ካብኡ ንላዕልን ኣብ ዝኾኑ ፖለቲካዊ ወድባት /ሰልፍታት/ ዝፍጠር ምትእስሳር ወይ ዝምድና ከኣ ናይ ሓሳብ ሓድነት ከምዘሎ የመልክት።

Read more: ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።

ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።

Details
Written by: ደግሓኤ
Published: 26 February 2025

ሓባራዊ ወጽዓን ረብሓን ዘለዎም ሕብረተ-ሰብኣዊ ኣካላት ብቐዳምነት፡ ጠንቂ ጸገሞም መን? መሰሎምን ረብሓኦምንከ ብከመይ የረጋግጹ፡ ዝብሉ ነጥብታት ዝኣክል ግዜ ሂቦም ኣብ ጭቡጥ መጽናዕቲ ዝተመስረተ ብሓላፍነታዊ ኣገባብ ክዛተዩን ኣብ ሓደ ዝጭበጥ ሓባራዊ ስምምዕ ክበጥሑ ይግባእ። ዝጥርነፍሉ ማሕበር ድዩ ፖለቲካዊ ውድብ ብሕግን ብወግዕን ክምስርቱ ኣለዎም። እቲ ማሕበር ወይ ውድብ ዝምራሓሉ፡ዝተጻሕፈ ፖለቲካዊ ፕሮግራም፡ ስትራተጂ፡ ስልቲ፡ ሕድሕዶም ተናቢቦም ዝሰርሕሉ ዝቆጻጸርሉ ውሽጣዊ ስርዒታዊ ቅርጻን ሕገ-ህንጻን ከምኡ’ውን ተሓታትነት ዘለዎ ሕጋዊ መሪሕነትን ኣማሊኦም ክብገሱ ትጽቢት ይግበር። ከም’ዚ ዓይነት ሓባራዊ ኣገንዝቦን ኣሰራርሓን ኣብ ዝወነኑ ክልተን ካብኡ ንላዕልን ኣብ ዝኾኑ ፖለቲካዊ ወድባት /ሰልፍታት/ ዝፍጠር ምትእስሳር ወይ ዝምድና ከኣ ናይ ሓሳብ ሓድነት ከምዘሎ የመልክት።

Read more: ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።

ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ ሆደ
Published: 26 February 2025

11 የካቲት ህዝቢ ትግራይ ብውሑዳት ሙሁራት መንእሰያት ደቁ አቢሉ፡ አንጻር ገዛእቲ ደርብታት አምሓራ፡ ሽግ ሐርነቱ ዝአወጀላ ታሪኻዊት ዕለት`ያ። እዛ መዓልቲ እዚአ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ናይ ቃልሲ መሐዙቱ ህዝብታት ዓለም፡ ናይ ሓርነትን ጽንዓትን መዓልቲ ስለ ዝኾነት ብክብ ዝበለ ሞራል ክዝክርዋን ከኽብርዋን ክነብሩ’ዩም። 

Read more: ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ

  1. ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  2. ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
  3. መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት  ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
  4. “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
  5. Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  6. ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ፣ ዓዲ ሰግዶ መርድእ በጺሑኩምዶ
  7. ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
  8. ግርም እባ ናብ ስልጣን ቅድድም

Page 3 of 19

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com