تصريح صحفي مشترك للقوى السياسية الإرترية 8 أبريل 2020

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von القوى الوطنية الإرترية

كان من المقرر أن تنتهي الحوارات التي انخرطت فيها قيادات القوى السياسية لعدة أشهر بعقد ملتقى في شهر مارس الماضي. إلا أن ذلك قد تعذر بسبب انتشار جائحة كوفيد 19. وواضعين في الإعتبار ما قد يتعرض له شعبنا في الداخل والخارج من مخاطر كبيرة جراء هذا الوباء المنتشر، فقد تقرر مواصلة الحوار مصحوبًا بخطوات عملية في هذا السياق. وكانت القوى السياسية الإرترية، بناء على تلك التفاهمات، قد قامت في الأول من إبريل الجاري بتوجيه رسائل مشتركة إلى الشعب الإرتري ، فضلًا عن إرسال مذكرة موجهة إلى المنظمات الإنسانية المختلفة، ومدير منظمة الصحة العالمية، وإلى مفوض المفوضية السامية للأمم المتحدة لشؤون اللاجئين.

Weiterlesen: تصريح صحفي مشترك للقوى السياسية الإرترية 8 أبريل 2020

ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ 08.04.2020

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ኣብ ሓባራዊ ስራሕ ንምጽማድ፣ ንገለ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ መራሕቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት መስርሕ ዘተ ኣብ ወርሒ መጋቢት 2020 ክድምደም ተመዲቡ' እንተነበረ፣ ብምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ምክንያት እቲ ዝተሓስበ ዋዕላ ክካየድ ኣይተኻእለን።

Weiterlesen: ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ 08.04.2020

بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية إلى الشعب الإرتري

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von القوى الوطنية الإرترية

شعبنا الإرتري في كل مكان،

في هذا الوقت الذي تفشى فيه الوباء الذي يعرف بمرض فيروس "كوفيد19" وبات ينتقل بسرعة النار في الهشيم إلى العالم بأسره، وتسبب في وقت وجيز حتى الآن في إزهاق آلاف الأرواح من البشر، وإلحاق خسائر جسيمة في اقتصاديات الدول، وفي وقت أكدت فيه التقارير على أن الوباء انتشر في هذا العالم الذي أصبح كقرية صغيرة، بسرعة مخيفة، وطال حتى الآن 203 من دول العالم، و حصد أرواح أكثر من 42528 شخصًا، نتوجه بهذا البيان لنؤكد لك شعبنا العظيم على قلقنا البالغ على وضعك، ولنعبر لك عن استعدادنا لتقديم كل ما نستطيع من أجل تجاوز هذه المحنة الطارئة.  

Weiterlesen: بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية إلى الشعب الإرتري

ሓባራዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ! ካብ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ

ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መላእ ዓለም ብዘይተሓስበ ቅልጣፈ ተላቢዑ ዘሎ፣ ብኮቪድ19 ዝፍለጥ ሕማም፡ ኣብ ሓጺር ጊዜ ኣብ ሂወት ደቂሰባት ኣውሪዲዎ ዘሎ ቅዝፈትን ኣብ ቁጠባዊ ትሕዝቶ ሃገራት ኣስዒብዎ ዘሎ ክሳራታታትን ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ፡፡ ዓለም ናብ ሓንቲ ጸባብ ቁሸት ተሳጊራትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር፡ ካብ ክፍለዓለም ናብ ክፍለዓለም ብዘሰንብድ ፍጥነት ብምልባዑ፡ ክሳብ እዚ ዕለት’ዚ ን203 ሃገራትን ግዝኣታትን ዓለም ለቢዱ፡ 42,528 ህይወት ከኣ ወሲዱ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ክቡር ህዝብና በዚ መልእኽቲ’ዚ ኣቢልና፣ ኩነታትካ ኣብ ዓቢ ሻቕሎት ኣውዲቑና ምህላዉ ብምሕባር፣ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ኣብ ምብዳህ ዝከኣለና ጻዕሪ ከነካይድ ምዃንና ነረጋግጸልካ።

Weiterlesen: ሓባራዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ! ካብ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ንኣህጉራዊ ውዑላት መሰል ስደተኛታት ዝዳፋእ ኣካይዳ፡ ቅቡል ክኸውን ኣይግባእን፤

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

DFfEUˆብቐዳምነት ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ነቲ ብሰንኪ መዕነዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃገሩ ክነብር ዘይከኣለ ኤርትራዊ ስደተኛ እናተቐበለ ክሳብ ሕጂ ብሰላም ክነብርን፡ ኣብ ላዕለዎት ኣብያተ-ትምህርቲ ክመሃርን ክገብሮ ዝጸንሐ ምድግጋፍ ልዑል ምስጋናና ነቕርበሉ፡፡

Weiterlesen: ንኣህጉራዊ ውዑላት መሰል ስደተኛታት ዝዳፋእ ኣካይዳ፡ ቅቡል ክኸውን ኣይግባእን፤

ርኢቶ ኣቶ ስየ ኣብርሃ ጸረ ሓድነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ’ዩ !!

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

Eritrean National Salvation Frontሓደ ካብ’ቶም ታሪኻውያን መራሕቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝኾነ ኣቶ ስየ ኣብርሃ፣ ብዛዕባ ቃለ መሕትት ወልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝምልከት ዝሃቦ ግብረ መልሲ ቃለ መሕትት ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተኸታትሎምዎ ይኹኑ’ዮም። ብርግጽ በበይኑ ትዕዝብቲታትን መርገጻትን ኣንብሮምሉ’ውን ይኹኑ’ዮም።

Weiterlesen: ርኢቶ ኣቶ ስየ ኣብርሃ ጸረ ሓድነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ’ዩ !!

ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ /

DFfEUˆ8 መጋቢት ብዓለም ደረጃ ዓመት ዓመት እትኽበር ናይ ቃልስን መኸተን ታሪኻዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ እያ፡፡ ከምኡ ስለ ዝኾነ ካኣ’ዩ ሎሚ-ዘመን’ውን ንመበል 109 ግዚኣ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ናይ ዓለም ተዘኪራ ብድምቀት ትባዓል ዘላ፡፡

Weiterlesen: ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡

تصريح صحفي

Veröffentlicht: Dienstag, 03. Dezember 2019 Geschrieben von ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

 ENCDC

Date: 29/11/2019

أصدرت وزارة إعلام النظام الإرتري تصريحًا تتهم فيه دولة قطر الشقيقة بإيواء المعارضة الإرترية وتعبئة عناصرها للقيام بأعمال إرهابية ضد النظام الإرتري.

Weiterlesen: تصريح صحفي