ENCDCብምኽንያት በዓል ፋሲካ፣ ንኹሎም ኤርትራውያን ክርስትያን ብፍላይ፣ ንኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለም ድማ ብሓፈሻ፣ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም ብምባል ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልና ባዊ ምንዮትና ንገልጽ።

ዝመጽእ በዓልታትና፣ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ይኹን ዞናናን መላእ ዓለምን፣ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ምስ እንፈትዎም ስድራ ቤትና ፈተውትናን ክነብዕሎ ተስፋ ንገብር።

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

28ሚያዝያ 2019

تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد

يتوجه المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي بالتهنئة القلبية الحارة إلى الإخوة المسيحيين في إرتريا، وإلى كافة مسيحيي العالم بمناسبة حلول عيد الفصح المجيد، راجين من الله أن يعيده على الجميع بالسعادة والاستقرار، وأن نحتفل بمثل هذه المناسبات في ظروف يسود فيها بلادنا وربوع العالم الأمن والسلام .

المكتب التنفيذي

للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي

28 أبريل 2019