ቃል ሓዘን!!

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ዓባይ ሃገራዊት ኣደ ወ/ሮ እክብት ግቡጣን ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብሰሉስ 25/03/2020 ኣብ ከተማ እሉም ሃገረ ጀርመን ብሞት ካባና ተፈሊየን፣ ሎሚ ዕለት 30/03/2020 ከኣ ሓመድ ኣዳም ለቢሰን።

Weiterlesen: ቃል ሓዘን!!

መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ብወኪል ተሐኤ በርሀ ዑቅባዝጊ

መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት ሰክረተር‘‘ካብ ናይ ሐዘንኩም ተኻፈልቲ ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ብዕረፍቲ ብጻይና ኣሕመድ መሪር ሐዘን እንዳ ተሰማዓና‘‘ንስውእ ኣሕመድ;;ረብና ኣብ ጀና ይቀበሎ ኣምላኽና‘‘ንስድራ ቤቱን ፈተውትን መቃልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃበና ንብል።

Weiterlesen: መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት

ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ዓቢ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኢብራሂም (ስክረተር)

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ

ዓቢ ሃገራዊ ተጋዳላይን ካብ’ቶም ታሪኻውያን መራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝኾነ ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም ሓዞት (ኣሕመድ ስክረተር)፣ ድሕሪ ናይ ሓጺር ግዜ ሕማም ብሰንበት ዕለት 29/03/2020 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና።

Weiterlesen: ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ዓቢ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኢብራሂም (ስክረተር)

ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ)

Veröffentlicht: Samstag, 11. April 2020 Geschrieben von ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ) ብሓሙስ ዕለት 26.03.2020 ኣብ ከተማ ፖርትሱዳን ካብ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና።

Weiterlesen: ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ)

كلمة عزاء ومواساة ቃል መሪር ሓዘን

Veröffentlicht: Donnerstag, 04. Juli 2019 Geschrieben von ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ

Date: 03/07/2019

ENCDCቃል መሪር ሓዘን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ዕርፍቲ ክብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ዓሻ ዑስማን ኢድሪስ፣ በዓልቲ ቤት ጅግና ፈላሚ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብና ስዉእ ሓምድ

Weiterlesen: كلمة عزاء ومواساة ቃል መሪር ሓዘን