ሓዲስ መጽሓፍ፡ ኤርትራዊ ቃልሲ፡ ንልፍንታዊ ሓድነት ጸረ ህግደፍ ይጽውዕ

Veröffentlicht: Samstag, 31. Juli 2021 Geschrieben von Super User Drucken E-Mail

 

ብመምህር ተስፉ ዘውደን ኢንጅነር ኢዮብ መዓሾን ዝተደርሰት ንኽትበጽሓኩም/ክን እትደልዩ ኣብ ኤውሮጳ  እትነብሩ/ራ ኣብ ዝስዕብ ኢ-መይል

 ብምጽሓፍ ይወከሱ/ሳ Diese E-Mail-Adresse ist vor Spambots geschützt! Zur Anzeige muss JavaScript eingeschaltet sein!

እቲ መጽሓፍ ዋግኡ 15 ,-ኤውሮ እዩ። መልኣኺኡ ብላዕሊ

ናይ ባንክ ሕሳብ ቁጽሪ
Name: Job Maasho        IBAN: DE38 6605 0101 0009 9534 31
BIC:    KARSDE66XXX    BANK: SPK Sparkasse Karlsruhe & Ettlingen

Eritrean Strugle calls for solidarity against PFDJብምጽሓፍ ይወከሱ/ሳ Diese E-Mail-Adresse ist vor Spambots geschützt! Zur Anzeige muss JavaScript eingeschaltet sein!

ብሰንኪ ሕማም ኮሮና ዝኣክልን ናብ ካልእ ክፍለ ዓለማት ብፍላይ ከዓ ንኣሜሪካን ካናዳን መልኺ ኣዝዩ ክቡር ብምዃኑ ፍታሕ ኣብ ዝረኸናሉ እዋን ኣብ'ዚ መርበብ'ዚ ሓበሬታ ከነንብር ኢና።

 

 

 

 

ኣብ ሃገር ጀርመን ንዝነብሩ/ራ፡ ብተወሳኺ ኣብ ዝስዕብ ኣድራሻ ክሓትቱ/ታ ይኽእሉ/ላ 

Bildschirmfoto 2021 07 31 um 11.51.56