- ምጭዋይን ምልቃቕን፡ ምእሳርን ምፍታሕን ብዓይኒ ሕጊ በበይኑ’ዩ።
- ኣብ ዳስ ዘቤታዊ ጸላኢ ከይድካ ምስዕሳዕ ከም ሰብ’ዶ ከም እንስሳ?
- UN calls for unconditional release of about 10,000 Eritreans arbitrarily detained
- Destabilization as Modus Operandi: Eritrea and the Sudan Conflict
- ጠንቂ ፖለቲካዊ ሕማም ኤርትራ ኤርትራዊ፡ ፖለቲካዊ መድሓኒቱ ከኣ ኣብ ኢድ ኤርትራውያን፡-
- US pauses all pending green card applications from 19 'countries of concern'
- Eritreans lose their Norwegian citizenship for falsely claiming they fled from the Eritrean regime
- ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2025 ኣብ ጎዶቦናን ኣህጉርናን ዝተኻየዱ ክልተ ወተሃደራዊ ፍጻሜታት፡-
- ለበዋ ንኹሎም ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኣብ ዙርያ ማዕከናት ዜና ንዝነጥፉ ዘለው ተቓለስቲ፡-
- ብርጌድ ንሓመዱ ግዝያዊ ጭርሖ ዝኣከቦ ማዕበላዊ ምንቅስቓስ’ምበር፡ ሓደ ሓጋዊ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይነበረን።
- ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
- With the media focused on Gaza, Christians across Africa fall to a globalizing jihad
- No internet, no social media, no digital activity; 99% people in this country live life in old, traditional way
- Pro-Eritrea TPLF says ready for war against Ethiopia
- ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
- ብምኽንያት መበል 64 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
- Booming cross-border gold smuggling by the Eritrean and Tigrayan military
- Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
- US State Department Report on Human Rights in Eritrea
- ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
We have 78 guests and no members online
ዜና ትግርኛ
- Details
- Written by: ክብሮም ከሰተ (ደግሓኤ)
ጀግንነት ካበይ ይምንጩ ዘይፈልጡ ሰባት፡ ገበናዊ ተግባር ጀግንነት’ዩ ዝመስሎም። ገዛእ ርእሶም ሓራ ኣብ ዘይወጽእሉ፡ ኣብ ዘይፈልጥዎን ኣብዘየርበሖምን ኣጀንዳ ወፊሮም ብዝፍጽምዎ ናይ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ጨካን ፋሽሽታዊ ተግባር፡ ከይተሰከፉ መን ከማይ፡ መን ከማና ኢሎም ይፍክሩ። ንምንታይ ዕላማ? ንመን ረብሓ? በየናይ ሕጋዊ ትካላዊ ኣሰራርሓ ከይሓተቱን ከይፈለጡን ዝኾነ ሕቶ ርእይቶን ኣይፍቀድን፡ ጠምየ ሓሚመ ቦታ የብሉን፡ ተዳሎ ተበገስ፡ ተኩስ ቅተል፡ ዝረኸብካዮ ኩሉ ዝመት ኣዕኑ ኣቃጽል ተባሂልዎም ስለ ዘተግበሩ፡ ኣብ ክንዲ ዝሕብኡ ዝሓፍሩ ኣብ ቃልዕ ወጺኦም ይፍክሩ ይጀሃሩ። ንትርጉም ሓቀኛ ጀግንነት ከዛብዑ ከራኽሱ ከም ዝዓበደ ከልቢ ተዓዊትና ኢሎም ይነብሑ። “ንሕና ንድክር ንስዕር” እናበሉ መሬት ኣይትኹንና ይብሉ። ምስ መን ተዋጊእኩም፡ እንታይ ገይርኩም፡ ኣበይን መዓስን ስዒርኩም ንዝብል ሕቶ ግን ዘእምን መልሲ የብሎምን።
- Details
- Written by: ክብሮም ከሰተ (ደግሓኤ)
መጀመሪያ ‘ዚ “ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ” ዝብል ብዙሕ ከዛርብ ዝኽእል ክልተ ቃላት፡ ኣምለኽቲ ኢሳያስ ኣብ ጊሰን ሃገረ ጀርመን ንዝወደብዎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ፈስቲቫል ንምብርዓን ኣብ ዝተገብረ ተቓውሞ፡ ካብ ገለ ኣባላት “ብርጌድ ንሓመዱ” ዝሰማዕክዎ ምኳነይ ክገልጽ እፈቱ። ከምእ’ውን ብርጌድ ንሓመዱ ነቲ ብተግባር ዝዛረብ ዝኸፍልዎ ዘለው ክቡር ዋጋ ዘለኒ ኣኽብሮት ከረጋግጽ እደሊ። ንፖለቲካዊ መንነት እንኮ-ሰባዊ ስርዓት ኢሳያስ ከቃልዑ፡ መደባቱ ከፍሽሉ፡ ገንዘባዊ እቶት ከይረክብ ክዓጽው፡ ንኣሽበርቲ ኣምለኽቱ በቲ ዝርደኦም ቋንቋ ገጢሞም ብተግባር ከርዕዱ፡ ብዙሕ ገንዘባዊ ወጻኢታት ገይሮም ካብ ርሑቕን ቀረባን ተኣኻኺቦም ዝኸፈልዎን ገና ዝኸፍልዎ ዘለውን ናይ ማህረምቲ፣ መስበርቲ፣ ማእሰርቲ ከቢድ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን ዋጋ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ናይ ክብሪ ቦታ ክሰፍሩ ዘለዎም ፍሩያት ተግባራት ብምዃኑ ሓበን ይሰማዕኩም ክብሎም እደሊ።
- Details
- Written by: Mestyat Betna
- Details
- Written by: Editor in Chief
መምህር ተስፉ ዘውደ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ብዝሓደሮ ሕማም፡ ብዕለት 02.06.2023 ኣብ ከተማ ዳርምሽታት ሃገረ ጀርመን ካብ’ዛ ዓለም ምፍላዩ ምስ ተረዳእና፡ ንሕና መቓልስቱ ኣባላት መቓልሕ ኤርትራ ኦርጋናይዘሽን ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።
መምህር ተስፉ ዘውደ፡ ምስ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ፡ ኣብ ሜዳ ኤርትራ እናተቓልሰ እንከሎ፡ ብዝወረዶ መውጋእቲ ምስንካሉ ጥራሕ ዘይኰነ፡ ብድሕሪኡ’ውን ብሰንክ’ቲ ንምልካዊ ኣገባብ ምሕደራ ዘማዕብል ዝነበረ ኣድሓርሓሪ ጉጅለ መሪሕነት ኢሳያስ ዘቕርቦ ዝነበረ ነቐፌታታት፡ ካብ’ቲ
ንምቕንጻሉ ብምድግጋም ዝውጠን ዝነበረ እከይ ስርሓት ከምልጥ ክኢሉ እዩ። ይኹን’ምበር በቲ ዘየቛረጸ ናይ ምቕንጻል ብድሆታት እቲ’ውን ንስደት ከምርሕ ተገደደ።
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን
ነቂልካ ዶ ተስፉ ጅግና ወዲ ኤረ
ወደቦይ ዘውደ በዓል ቁምጣ ስረ
ኣንጊሁ ኣብ ጎቦታት ኤረ ዝሐደረ’’
- Details
- Written by: ስድራ-ቤት ተስፉ ዘውደ

እነፍቕሮ ሓውናን ኣቦናን ተስፉ ዘውደ ብዝጸንሖ ሕማም ምኽንያት ሕክምናዊ ኣገልግሎት እኳ ክካየደሉ እንተጸንሐ፡ ኣብ መወዳእታኡ ግን ውጽኢት ስለዘይተረኸቦ ዓርቢ ዕለት 02.06.2023 ኣብ ከተማ ዳርምሽታት ካብ‘ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ።
ነፍሰ-ሄር ተስፉ ዘውደ ንምፍናው እዚ ዝስዕብ መደብ ተሰሪዑ ኣሎ፥
