Nachrichten & Erklärungen
ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!
ሰባት ካብ ማሙቕ ቤቶም፡ መረበቶም፡ ከባቢኦምን ሃገሮምን ክፈናቐሉ ኣርሒቖም ክስደዱ ዝግደዱ ናይ ግድን ክረኽብዎ ዝነበሮም ብባህሪያዊ ድዩ ወይስ ብሰብ ዝሰርሖ ምኽንያት ምስ ዝስእኑ፡ ህይወት ንምድሓን ንምስግጋር ኢሎም ዝወስድዎ ኣማራጺ’ዩ። እቲ ኣብ መርበቶም ከባቢኦም ሃገሮም ክረኽብዎ ዝነበሮም ግን ዘይረኸብዎ ጉዳይ ብትሕዝቶኡ መሰረታዊ ወይ ዘይ…