Gedichte
ካብ ጻባ, ዘይተረኸበስ ካብ ማይ ጸባ
ካብ ጻባ, ዘይተረኸበስ ካብ ማይ ጸባ ህዝቢ ኤርትራ ረኻቢ ጸበባ ንሃገርና መድሐና መንዩ ህዝባ‘‘ ንጉዳይናስ ባዕልና ደኣ ባተንቲ ዘይብሎም ክልተ ኣጋንንቲ መምህርን ተማሃራይን ክልተ በተንቲ ካብ ዞም ሕቡእ ኣጀንዳ ኣለዎም ስልቲ ህዝቢ ኤርትራ ሰናይ ግርብታናዩ ዝምነ ወሲና ጸረ ጃንዳ ህግደፍ ክንፈዲ ሕነ‘‘ ኢትዮጵያዊያን እንተ ተባእሱ ህዝቢ ኤርትራ…