Meinungen
ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት
ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ምብራቓዊ ማሕበርነታዊ ደምበን ምዕራባዊ ሃጻያዊ ደምበን ዝብል ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳባዊ ፍልልይ፡ ንማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ክልተ ከፊልዎ ምንባሩ ናይ ቀረባ ተዘክሮ’ዩ። ምብራቓዊ ማሕበርነታዊ ደምበ፡ ብምዕራባዊ ሃጸያዊ ደምበ ብፖለቲካን ቁጠባን ተሳዒሩ ዝነበሮ ምትእስሳርን ጽል…