Nachrichten & Erklärungen
ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
ህዝብና ወሬ ኹናትን ድምጺ ቦምብታትን ፣ ሞትን ስንክልናን ስደትን ካብ ዘተኣናግድ 64 ዓ. ም. ሓሊፉ ኣሎ ። ኣብ መዋእል ሰውራ ዝተኸፍለ መስዋእትነት ህዝብና ከይኣክል ፡ ህግደፍ ዓመት ወጸት ዓመት መጸት ፡ መንእሰያትና ኣብ ሓዊ ኹናት ክጠብስ ሓጎስ እምበር ሓዘን ይኹን ጓሂ ኣይስምዖን እዩ ። ምኽንያቱ ፍልስፍና ወይ ራኢ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…