Nachrichten & Erklärungen
ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
ሎሚ ሎሚ እቲ ንዓመጽን ኣድልዎን ዝጽየንን ዝኹንን ሚዛን ሓቅን ፍትሕን ዝሕሉ ፋሪሓ እዝግኣብሄር መሰረቱ ዝገበረ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልና፡ ደረጃ ብደረጃ ካብ ኣእምሮ ደቂ-ሰባት ዝርሕቕ ዘሎ ይመስል። ዋሕስን ጠበቓን ውሑዳት፡ ድኹማትን ድኻታትን፡ ጸረ-ዓመጽን ዓመጽትን ኮይኑ ከገልግል ዝቖመ ዓለማዊ ትካላትን ሕግታትን ብተመሳሳሊ፡ ተልእኾኡ ክፍጽም ኣብ …