Meinungen
ማያት ፈለግ ኒል፡ ኲናት’ዶ ወይስ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንናይ ሓባር ረብሓ
ኣዳላውን ዘርጋሕን ኣትላንቲክ ሚድያ ኢንስዩራንስ ኒል ካብ ኣፍላጋት ኣፍሪቃ ዝነውሐ ፈለግ ኮይኑ፡ ኣስታት 11 ሃገራት ብምስንጣቕ፡ ኣሽሓት ኪሎ ሜትራት ተጓዒዙ ናብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝፈስስ፡ መዋእሉ ድማ ከምኡ ኢሉ ዝጎዓዝን ዝፈስስን ባህሪያዊ ሃብቲ’ዩ። እዚ ፈለግ ካብ ዝብገሰለን ሃገራት ሓንቲ ኢትዮጵያ’ያ። ኢትዮጵያ ኣስታት 85% ካብ ማያት ፈ…