Gedichte
ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ
ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ ክንፋነወካ ኣምላኽ ካብ ፈቐዶ ወየ ወየ ክንብለልካ ብማዕዶ’’ ወደቦይ ገብረሚካኤል ኣለም ተጋዳላይ ኣባል ውድብ ሳግም ታሪኽካ ሂያው ዩ ንዘለኣለም’’ ወዲ ሰብ ዶ ይነብር ሂያው ታሪኽ እንበር ንነጻነት ተቃሊስካ ንሃገር’’ __ ኣብ ዛ ዓለም መን ኣሎ ነባሪ ንሐርነት ተቃሊስካ ብግብሪ ንናይ ህዝቢ ኤርትራ ክብሪ ንናይ ሰማእታት…