Gedichte
ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ (2ይ) ክፋል
ብኣቢዪ ከይተተከኤ ህዝቢ እንዳ ጠፍኤ ዋጉኡ ከይበዝሔ ኣማዕዲና ኣይንርኤ‘‘ __ ኤረና ንወዲ መን ንበሎ ናይ ሰማእታትና ውዕሎ ንሱ ኣይነበረን ንበሎ‘‘ __ ነበር ያ ነበረ ዘይተርፍ ምልኪ ጭፍራ ህግደፍ ሕብኡኒ እድማ ደርገፍገፍ ከም ደርጊ ጽባሕ ይጸድፍ‘‘ __ ነጻነትና ሪኢና ሲኢናዮ ንኣርዮስ ከምታ ዘምጻእናዮ ንማፍያዊ ጉጅለ ባዕላና ንእለዮ‘‘ _…