Presse
ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ፊጥር ኣል ሙባረክ
**_  _** __ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ፊጥር ኣል ሙባረክ፣ ንኹሎም ኤርትራውያንን፣ ሓይልታታ ዲሞክራስያዊ ለውጥን፣ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶን ከምኡ’ውን ንኣመንቲ እስልምና ኣብ ዓለም እንቛዕ ጾም ሮሞዳን ወዲእኩም ናብ ዒድ ብሰላም ኣብጻሕኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ …