Kondolenzen
ናይ ሓዘን መግለጺ: ብዕረፍቲ ብጻይ ከሰተ ተስፋማርያም (ሓረስታይ)
ናይ ሓዘን መግለጺ ብዕረፍቲ ብጻይ ከሰተ ተስፋማርያም (ሓረስታይ) ብጻይ ከሰተ ተስፋማሪያም፡ ምሉእ ዕድሜኡ ንህዝቡን ሃገሩን ኣብ ዘገልግለሉ ዝነበረ ህሞት፡ ብዝሓደሮ ከቢድ ሕማም፡ ብዕለት 23.06.25 ኣብ‘ዛ ዓለም ሓዲጉና ምፍላዩ ብመርድእ ሰማዕና። ከም ኩሎም ኣባላት ስድራ-ቤቱን ምሉኣት ፈተውቱን፣ ንሕና ብጾቱ ኣባላት መቓልሕ-ኤርትራ ኦር…