Start ቆጸራታት Appointments
ቆጸራታት Appointments
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኸባ PDF Print E-mail
Thursday, 19 August 2010 20:32

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኸባ ኣብ በይ ኤርያ   ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ

ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን ኣብ በይ ኤርያ እትነብሩን እትነብራን መፍቀርቲ ህዝባዊ ሓርነትን ፍትሕን ማሕበረ-ሰብኣዊ ማዕርነትን ብመጀመርያ ዝለዓለን ዝሞቘን ሰላምታና ተቐበሉ። ቀጺልና ንኹሉኹም ብህዝብን ብሃገርን እትግደሱን እትግደሳን ኤርትራውያን ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኸባ ብጉዳይ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተኻየደ ዋዕላን

Read more...
 
ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍን ሰዓብቱን PDF Print E-mail
Monday, 19 July 2010 14:07

 ናብ ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ውድባት, ሰልፍታት, ሲቪካዊ ማሕበራትን ግዱሳት ውልቀሰባትን።

 

ጉዳዩ፡

ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍን ሰዓብቱን ንዕለት 31 ሓምለ/31 july/ in Egbygård between Tensta and Husby ካብ ሰዓት 11፡00—19፡00

Gathering place at Shell.

Read more...
 
መበል 25 ዓመት (እዮበልዩ) ፈስቲቫል ኤርትራ PDF Print E-mail
Friday, 02 July 2010 20:49

24 ዓመታት ንደምበ ተቓውሞ ብፍላይ፡ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝብና ከኣ ብሓፈሻ፡ ናይ ዘተ መኣዲ ከፊቱ ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ጉዳይ ሽግራቱን ፍታሕን ንምንዳይ፡ በቢ ዓመቱ ዘብዕሎ ዝጸንሐ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ንሆ ዓመት ውን ካብ ለት 29.07.2010

Read more...
 
ERITREAN YOUTH FOR CHANGE ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ PDF Print E-mail
Thursday, 05 August 2010 19:05

ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባ ኩሉኩም ጉዱሳት ኤርትራውያን ብሓፈሻ ኣባላት ማሕበር ድማ ብፍላይ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። ዛዕባታት ኣኼባ እዞም ዝስዕቡ እዮም You are cordially invited to attend Eritrean Youth for Change (EYC)[1] general body meeting.

 
ኣገዳሲ ሓበረታ …! ኣኼባ ጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ (Köln)። PDF Print E-mail
Wednesday, 14 July 2010 13:28

ኣገዳሲ ሓበረታ …! ኣኼባ ጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ (Köln)።

ዝኸብርኪ/ዝኸበርካ ወዲ/ጓል ሃገር፡ ብቐዳምነት ምዉቅ ሕውነታዊ ሰላምታ ይብጻሕካ/ኪ። 

እምባኣር ብምኽንያት፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንምትግባሩን ምዕዋቱን፡ ከምኡ’ውን፡ ብዓቢኡ ን-Nord-Rhein Westfallen ብንእሽትኡ ካኣ ንከተማ ኮለን-ን ከባቢ ወኪሎም፡ ንውዕላ ዝካፈሉ ክንሓጽን ክንመርጺ፡ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ፡ ከም እተገበረ ብዓወት’ውን ከም እተዛዘመ፡ ብፍላይ ኣብቲ ኣኼባ ተኻፊሉ/ላ ዝነበረ/ት ወዲ/ጓል ሃገር፡ ዝዝክሮን ዝምስክሮን ሓቂ እዩ። እንሆ ካኣ ሕጂ፡ ነቶም ነዚ ዘለናዮ

Read more...
 
ኣገዳሲ ኣኼባ ብዛዕባ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ PDF Print E-mail
Wednesday, 30 June 2010 17:55

ኣገዳሲ ኣኼባ ብዛዕባ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

ኣብ ከተማ ኣትላንታ ።

   መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ብዙሕ ከተማታት ኣውሮጳን ካናዳን ኣሜሪካን ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ኣኼባታት ፡ ኣብ ኣትላንታ

Read more...
 
«StartPrev12345678910NextEnd»

Page 10 of 17
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓድነት ደሞክራሲያውያን ኤርትርትራ ከረጋግጽ እዩ!
 

ኣብ መርበብ Online

We have 149 guests online