Start ርእይቶታት Opinions
ርእይቶታት Opinions
ሕቶ መትከል ርእሰ ውሳኔን ኣተረጓጉማኡን ኣብ ኤርትራ PDF Print E-mail
Sunday, 05 September 2010 18:50

ሕቶ መትከል ርእሰ ውሳኔን ኣተረጓጉማኡን ኣብ ኤርትራ

ብፍስሓ ናይር

መትከል ርእሰ- ውሳነ ከም መካተዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ብብዙሓት ፈሊጣውያን ፖሊቲካውያን መራሕቲ ውድባት ከከም ኣነባብኦምን ኣረዳዶኦምን፣ ብዝተፈላለ ክገልጽዎን ክትርጉምዎን ጸኒሖምን ኣለዉን፣ ነቲ ብገለ ውድባት ተሳተፍቲ ናይ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ውሳነታት ዝወጽኤ፣ ተገራጫዊ መግለጽታት ከምኡ ድማ ገለ ዘረግቲ መርበባት ከም መስከረም ነት ከምኡ ድማ ኣዱሊስ ክወጽእ ዝጸንሔ ድሕሪ ምኽትታል ኣብ ሳይንሳዊ ስነ -ጽሕፋት ብዓለም- ለኸ ሕግታት ተመርኲሰ ነዚ ዝሰዕብ ሓተታ ከቅርብ ክፍትን ኢየ።

መጀመርያ እታ መካትዒት ውሳነ ናይቲ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝወጸት ዓንቀጽ 3 ከምዚ ትብል፣

Read more...
 
አብ የቶቦሪ ዝተጸውዔ ህዝባዊ አኼባ ብዓወት ተዛዚሙ:: PDF Print E-mail
Sunday, 05 September 2010 14:02

ብሓልዮት ኤሪትራዊ ጥርናፈ ንዲሞክራስን ንፍትሕን አብ የቶቦሪ ዝተጸውዔ ህዝባዊ አኼባ  ብዓወት ተዛዚሙ:: አብቲ ዝተጽውዔ አኼባ አቶ አማኒኤል ሳህለን አቶ ኻልድ ዓብዱ ብዛዕባ ኩነታት ስደተኛታት አብ ኢትዮጵያን   ብዛዕባ ዝተኻየደ ዋዕላ ሰፊሕ ሓበሬታ ንዕዱማት ሂቦም::አብቲ ቀዳማይ መደብ  ብዛዕባ ጉዳይ ስደተኛታት  ኮይኑ ምኽንያት መኸዲኦም ድሕሪ ምሕባር ኩሉ አብተን መዓስክራት ዝተዓዘብዎን ካብቶም ስደተኛታት ዝተቀበልዎ ለበዋታት ንህዝቢ ድሕሪ ምሕባር ናብ ሽወደን ምስተመለሱ ስጋዕ ሕጂ ነቶም ስደተኛታት ንምሕጋዝ ዘካየድዎን የካይድዎ ዘለዉ ንጥፈታት ብዝርዝር ሓቢሮም::

 
ኣበያ ሰራዊት ንለውጢ ዝዓለመ ተቓውሞ ክኸውን ይግባእ PDF Print E-mail
Sunday, 05 September 2010 13:57

ኣበያ ሰራዊት ንለውጢ ዝዓለመ

 ተቓውሞ ክኸውን ይግባእ።

ፖለቲካዊ ኣረኣእያኡን ዘቖሞ ኣካልን ብዘየገድስ፡ ናይ ሓንቲ ሃገር ዕጡቕ ክፍልታት ወይ ሰራዊት፡  ዝተወደበ፡ ኣጽዋር ኲናት ዝዓተቐን ሓይሊ ከም ምዃኑ መጠን፡ ብኣወንታዊ ኮነ ብኣሉታዊ ሸነኻቱ ዝፈጥሮ ተጽዕኖ ዓቢ’ዩ። ንሓደ ስርዓት ኣብ ምልዋጥ ኮነ ኣብ ምቕጻል ካብ ዘለዎ ልዑል ተኽእሎ ድማ፡  ወጻዕን ውጹዓትን ነናቶም ልዑል ትጽቢታት የንብርሉ።  ወጻዕቲ ወይ መለኽቲ መንግስታት ቀጻልነት ናይ ዓፈና፡ ጭፍጨፋን ምዝመዛን ጸረ-ህዝቢ ስልጣኖም ንምውሓስ፡ ብሕሉፍ ታሪኽ፣ መን ከማኻ  ባዶ ናእዳ፣ ኣብ ሂወቱ መሰረታዊ ለውጢ ዘየምጸኣሉ፡ ናይ ጥበራ መብጸዓታት ብምድንጋር

Read more...
 
መጻኢና ንኽጽብቅ ሓድነትና ይደልድል ብበላይ መስፍን PDF Print E-mail
Sunday, 05 September 2010 13:43

መጻኢና ንኽጽብቅ ሓድነትና ይደልድል ብበላይ መስፍን

ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነት ዘይድየብ ጸድፍን ዘይውዳእ ዓቐበትን መሰኢሉ ዝርኤ ዝንበረ፡ እዚ ሓርነታዊ ቃልሲ እውን ምስቲ ዘሎ መሪርን ህዝብና ዘጨንቖ ዘሎ ኲነታትን ኣዝዩ ነዊሕን ኣድካምን

 
CONFERENCE AND WORKSHOP AS A MEANS TO STRENGTHEN AND UNITE THE POLITICAL POWER OF THE OPPOSTION PDF Print E-mail
Sunday, 05 September 2010 13:35

CONFERENCE AND WORKSHOP AS A MEANS TO STRENGTHEN AND UNITE THE POLITICAL POWER OF THE OPPOSTION

BY EAIM {AMARE GEBREMARIAM GEBRE}

      Overview

    Eritrean struggle for erecting nation-state has been going for years on various strategies and tactics and we believe it is finalized in 1991 with the painful scarifies of its sons and daughters for ever to no return. The concerns and suspicion of the Eritrean people that political power or the system of governance will remain with those who romanticize armed struggle (GHEDLI) for a long time to come, whether it is the dictatorial PFDJ or the armed struggle era dominated opposition is highly probable and to some extent real.  We say probable and real, “if seeing is believing”, we see it in Cuba, Vietnam, Zimbabwe, Uganda, etc. But politicians say” Political Power is not given, but taken”. Here is our view on this issue and hope will be refined through your participation in the discussion.

 
«StartPrev12345678910NextEnd»

Page 1 of 64
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ህሉው ሓድነት ኤ.ደ.ኪ. ዘደልድልን ዝቆጻጸርን ክኸውን'ዩ ዶ ትብሉ/ላ
 

ኣብ መርበብ Online

We have 44 guests online