Start ርእሰዓንቀጽEditorial
ርእሰዓንቀጽEditorial
ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ናይ 2002 ትንታኔ መቓልሕ PDF Print E-mail
Written by መቓልሕ   
Thursday, 01 July 2010 18:40

ናይ ትማሊ መልእኽትና ንሃገራዊ ዋዕላ፡ መቓልሕ 2002

Read more...
 
ትግርኛ፡ ሎምስ ኣይተወጸዐትን ዶ ? PDF Print E-mail
Written by ኢዮብ መዓሾ   
Wednesday, 18 February 2009 00:06

ሎምስ ካንዶ ኣኺሉዎ፡ ተቆጻጻሪ ብዘይብሉ ዝኰነ ብብዝተሰምዖ ናብ ዝደለዮን ክጥምዝዞን ከከም ዝሓለሞ ክቕይሮን ኣብ ዘኽእለሉ ደረጃ በጺሕና ኢና፡  ዘብል’ዩ እቲ ናብ ትግርኛ ዝወርድ ዘሎ በደላት። እንተ ወሓደ፡ ኣነ ከምኡ እርኢ።

Read more...
 
ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ናይ ኤርትራ PDF Print E-mail
Written by ኣዳለውቲ መቓልሕ   
Saturday, 27 December 2008 18:09

ኣቡነ ዲኦስቆሮስ፡ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ናይ ኤርትራ

ኣብ መቓልሕ ይኹን ኣብ ወብሳይትና መቓልሕ-ኤርትራ.ኦርግ፡ ኣብዘን 14 ዓመታት ዕድመ መጽሔትና ብዛዕባ ንሃይማኖታዊ ትካላት ዝምልከት ውሽጣዊ ጉዳያት ኣልዒልና ኣይንፈልጥን፡ ኣብኡ ኢድና ክንሕውስ’ውን ኣይንደልን። ይኹን’ምበር ኣብ ዘርእይኦ ጠባያት ይኹን ንዓታትን ወይ ንሓዲኤን ዝትንክፍ ክርአ እንከሎ ግን ኢድና ኣጣሚርና ኣይረኤናን።

Read more...
 
ሸቐጥ ብስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ከብቅዕ ኢዩ። PDF Print E-mail
Written by ሰልፍታትን ሲቪካውያን ማሕበራትን   
Saturday, 11 October 2008 22:32

እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ዓማጺ ስርዓት ዘፍረዮም ጎሓላሉ ብስም ስቅያትን ባርነታውዊ መነባብሮ ህዝብና ከም መሕተቲ ገይሮም ዘመተ ዝመለከዒዑ መስርሕ ክፍጸም ብሸለልትነት ክንሪኦ ምጽናሓ ነቶም ኣብ ሃገርና ዘለዉ ስድራና ክዕንገሉ ካብ ዝብል ለዋህ ኣረኣእያና ዝተኸተለ ሜላ ኮይኑ ምጽንሑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ።

Read more...
 
መቓልሕ ብሓዲስ መልክዕ PDF Print E-mail
Sunday, 05 October 2008 14:36

 

 

እንቋዕ ናብ መቓልሕ-ኤርትራ.ኦርግ

 

 

ብደሓን መጻእኩም/ክን።

መቓልሕ-ኤርትራ.ኦርግ በዚ ሓዲስ መልክዕ'ዚ ከነቕርብ እንከሎና፡ ስርሓት ኣካየድቲ ንምቅላልን ምስቲ እናተቐያየረ ዚኸይድ ዘሎ ደረጃታት ኢንተርነትን ንምስጓምን ክንክእል ተባሂሉ እዩ በዚ እትርእይዎ ዘሎኹም ዓይነት ዝቐርብ ዘሎ።

Read more...
 


 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ህሉው ሓድነት ኤ.ደ.ኪ. ዘደልድልን ዝቆጻጸርን ክኸውን'ዩ ዶ ትብሉ/ላ
 

ኣብ መርበብ Online

We have 14 guests online