Start ቃል ሓዘን Condolence
ቃል ሓዘን Trauer
ናይ ሓዘን መግለጺ ህደግኤ ጨንፈር ስካንዳቭያን። PDF Print E-mail
Written by EPDF   
Thursday, 29 July 2010 15:30

                          ናይ ሓዘን መግለጺ

                        

                   መስዋእቲ ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን

ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን ምሉእ ዕድሚኡ ንህዝቡን ሃገሩን ብተወፋይነት ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 21 ሓምለ 2010 ብዘጋጠሞ ድንገታዊ ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ምፍላዩ ንሕና ብጾቱ ኣባላት ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር

 

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ ሰ.ደ.ገ.ኤ ጨንፈር ጀርመን PDF Print E-mail
Written by ERDF   
Thursday, 29 July 2010 15:24

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ ብጻይና ተስፉሁነይ መስፍን ብዘጋጠሞ ሓደጋ ብመስዋእቲ ካባና ብምፍላዩ ዝስማዓና መሪር ሓዘን ወሰን የብሉን ብጻይ ተስፍሁነይ ንህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ንምዕዋት ከይሰልከዮ ክቃለስ ዝጸንሒ ተባዕ ተጋዳላይ እዩ ኩሉ ደላይ ፍትሕን

Read more...
 
استشهاد المناضل/ تسفو هوني مسفن PDF Print E-mail
Written by Super Administrator   
Thursday, 29 July 2010 15:19

استشهاد المناضل/ تسفو هوني مسفن

تتقدم جبهة الثوابت الوطنية الارترية بخالص التعازي إلى الجبهة الديمقراطية الشعبية الإرترية والى التحالف الديمقراطي الإرتري ،

 

Read more...
 
ቃል ሓዘን ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል ኤርትራ ካስል PDF Print E-mail
Written by ENSF   
Tuesday, 27 July 2010 16:19

ቃል ሓዘን

ሃንደበታዊ መስዋእቲ ብጻይና ተስፋሁነይ መስፍን ንዘፍቅርዎ ስድራቤቱ ጥራይ ዘይኮነ፡ ንኹሉ ሰላምን ፍትሕን ቅሳነትን ዝምነ ኤርትራውን ካልኦት ዝፈልጥዎን ዘሰንበደ ዓቢ ክሳራ ኢዩ።

 
ናይ ሓዘን መግለጺ ካብ ኣባላት ተሓኤ ጨንፈር ጀርመን PDF Print E-mail
Written by ELF   
Tuesday, 27 July 2010 16:15

ናይ ሓዘን መግለጺ

ካብ ኣባላት ተሓኤ ጨንፈር ጀርመን

ሓርበኛ ተስፉሁነይ መስፍን ኣምላኽ ይቀበልካ

ጽንዓት ያሃቦም ንበተሰብካ

ጽንዓት ያሃቦም ንመቓልስትኻ

ጠሊ ግደፈሎም ንደቅኻ ንብጾትካ

ቃልስኻ ክዕወት እዩ ይቅሰን መቓብርካ።

Read more...
 
«StartPrev123456789NextEnd»

Page 3 of 9
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓድነት ደሞክራሲያውያን ኤርትርትራ ከረጋግጽ እዩ!
 

ኣብ መርበብ Online

We have 36 guests online