Start ቃል ሓዘን Condolence
ቃል ሓዘን Trauer
መርድእ PDF Print E-mail
Sunday, 05 September 2010 12:04


 

 

 

 

 
ናይ ሓዘን ተኻፋላይ ካብ ኣፈወርቂ ሽሕን ዊኒፕግ ካናዳ (WINNPEG CANADA) PDF Print E-mail
Monday, 09 August 2010 17:57

ናይ ሓዘን ተኻፋላይ

ብምኽንያት ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ መስዋእቲ፡ ጅግና ብጻየይን ሓወይን ተቓላሳይ ተስፋሁነይ መስፍን ዝተሰምዓኒ መሪር ሓዘን እናገለጽኩ፡ ንብምሉኦም ብጾተይን መቓልስተይን መሓዙተይን፡ ብፍላይ ከኣ ንብዓልቲ-ቤቱ  ብጸይቲ ትርሓስን ንደቁ

Read more...
 
ቃል ሓዘን ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ PDF Print E-mail
Tuesday, 03 August 2010 18:09

29 ሓምለ 2010

ቃል ሓዘን

 

ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳላይ ተስፋሁነይ መስፍን ዝተሰመዓና ዓሚቕ ሓዘን እናገለጽና ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት ንስድራቤቱ ጽንዓት ይሃቦም ንብል።

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ ህደግኤ ጨንፈር ስካንዳቭያን። PDF Print E-mail
Thursday, 29 July 2010 15:30

                          ናይ ሓዘን መግለጺ

                        

                   መስዋእቲ ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን

ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን ምሉእ ዕድሚኡ ንህዝቡን ሃገሩን ብተወፋይነት ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 21 ሓምለ 2010 ብዘጋጠሞ ድንገታዊ ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ምፍላዩ ንሕና ብጾቱ ኣባላት ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር

 

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ ሰ.ደ.ገ.ኤ ጨንፈር ጀርመን PDF Print E-mail
Thursday, 29 July 2010 15:24

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ ብጻይና ተስፉሁነይ መስፍን ብዘጋጠሞ ሓደጋ ብመስዋእቲ ካባና ብምፍላዩ ዝስማዓና መሪር ሓዘን ወሰን የብሉን ብጻይ ተስፍሁነይ ንህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ንምዕዋት ከይሰልከዮ ክቃለስ ዝጸንሒ ተባዕ ተጋዳላይ እዩ ኩሉ ደላይ ፍትሕን

Read more...
 
«StartPrev1234567NextEnd»

Page 1 of 7
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ህሉው ሓድነት ኤ.ደ.ኪ. ዘደልድልን ዝቆጻጸርን ክኸውን'ዩ ዶ ትብሉ/ላ
 

ኣብ መርበብ Online

We have 19 guests online