Start ኤደኪ-ኤውሮ EDA-Euro
ኤደኪ-ኤውሮጳ EDA-Europe
ቃል ኣ/ወንበር ጨንፈር ሽማግለ ኤደኪ ሃገር ጀርመን PDF Print E-mail
Sunday, 08 March 2009 15:35

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ !!

 

ኣቀዲመ ብስመይን ብስም ኣዳለውቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ጨንፈር ሽማግል ሃገር ጀርመንን፡ ብስም ኲሎም ሲቪካውያን ማሕበራት ሃገር ጀርመን ግዱሳት ሃገራውያንን ከካብ ቦታኹም እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ።

 

Read more...
 
መልእኽቲ ኣቦ ወንበር ጨንፈር ሽማግለ ኤደኪ ጀርመን PDF Print E-mail
Sunday, 08 March 2009 15:30

ዝኸበርክንን ዝኽበርኩምን

ክቡራት ደቀ ኣንስትዮ

ኣብዚ ባኣጋጣሚ 8 መጋቢት ኣህጒራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ዝካየድ ዘሎ በዓል ብስመይን ብስም ሽማግለ ኤደክ ጨንፈር ጀርመን መግለጺ ክህብ ክብሪ ይስመዓኒ።

 

Read more...
 
ኣገዳሲ ሓበሬታ PDF Print E-mail
Wednesday, 22 October 2008 20:50

 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዘመሓላለፎ መምርሒ መሰረት፡ ንመደባት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብደረጃ ሃገረ ጀርመን እትምእክል ዝቖመት ሽማግለ፥ ቀዳማይ ኣኼባኣ ሎሚ ዕለት 20 መስከረም 2008 ብምስልሳ፡ ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ ናይ ስራሓት ምክፍፋል ገይራ።

Read more...
 


 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ህሉው ሓድነት ኤ.ደ.ኪ. ዘደልድልን ዝቆጻጸርን ክኸውን'ዩ ዶ ትብሉ/ላ
 

ኣብ መርበብ Online

We have 13 guests online