|
ሉጓም ዝበተኸ ፈረስ ሒዙዃ ንገደል ይጸድፍ |
|
|
|
|
Sunday, 29 August 2010 16:08 |
|
ሉጓም ዝበተኸ ፈረስ ሒዙዃ ንገደል ይጸድፍ
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
ሉጓም ዝበተኽ ፈረስ ሒዙዅ ይጸድፍ
ሓልዮት ዝጎዶሎ ሃለውሎው ይጽሕፍ
ዓመት ነዊሕ ይመስሎ ዘይሓልፍ
ጥርናፈ ህዝቢ ዘበሎ ሃተፍተፍ።
|
|
Read more...
|
|
ኤሪትራና ሎሚ ኣይትሽየጥ ኣይትፍንጨል ኣይትልወጥ ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ |
|
|
|
|
Sunday, 29 August 2010 16:00 |
|
ኤሪትራና ሎሚ ኣይትሽየጥ
ኣይትፍንጨል ኣይትልወጥ
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ
Norway 26/08/2010
ዘዋፍርዎ ዘለዉ ናይ ህግደፍ ወያጡ
ብዘይካ ተንኮል ካልእ ዘይፈልጡ
ተሸይጣ መስሊማ እናበሉ ከዋጥጡ
መሲልዎም ግብሮም ዘይተፈልጡ
ተኸሽሕኩም ቆርቦትኩም ቅለጡ
|
|
Read more...
|
|
Sunday, 29 August 2010 15:55 |
|
ሂወት ዝተኸፍሎ ምልክት ወጋሕታ
ሕቶ መሰል ምልዓል የለን ዝተባህሉ
ተወዲብካ ቃልሲ፡ ግቡኦም ዝተኸልከሉ
ግቡእ ሕቶ ብምልዓል ካብ ሃገር ዝተገለሉ
ምስተጸዋውዑ መዓልቱ ኣኺሉ
ምስተኣኻኸቡ ቆሪጾም ምሰትከሉ
ኣብ ዋዕላ ተራኺቦም ዮሃና ምስ በሉ
ምልክት ወጋሕታ ሂወት ምስከፈሉ
ብስራት ሓድነት እነሆ ተዓሊሉ።
|
|
Read more...
|