Start ቃል ሓዘን Condolence News ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካልኣይ ጉባኤ መናእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ስዊዘርላንድ ይሳተፍ ኣሎ።
ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካልኣይ ጉባኤ መናእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ስዊዘርላንድ ይሳተፍ ኣሎ። PDF Print E-mail
Written by EDA-Main office   
Sunday, 06 January 2013 14:23

ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ተ. ሑሴን ከሊፋ ረቡዕ ምሸት ዕለት 02

ጥሪ 2013 ኣብ ካልኣይ ጉባኤ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ስዊዘርላንድ ንምስታፍ ከም ተበገሱ ትማሊ ዕለት 03 ጥሪ 2013 ከተማ ዙሪክ ስዊዘርላንድ ክኣቱ እንከሎ ኣቶ ዑስማን ዓሊ ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ኣቶ ኢብራሂም መሓመድ ሓላፊ ፊናንስ እቲ ምንቅስቓስን  ከም ዝተቐበልዎ ተፈሊጡ።

እዚ ዑደት ድማ ብኣሰናዳኢት ሽማግለ እቲ ጉባኤ ከም ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ንተ. ሑሴን ከሊፋ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ መኽፈቲ እቲ ጽምብል ተረኺቡ ናይ ደገፍ መልእኽቲ ንከመሓላልፍ ምዃኑ ተሓቢሩ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ቀጻሊ ክንሕብረኩም ምዃንና ብኣኽብሮት ክንገልጽ ንፈቱ።

ክፍሊ ዜና

ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን

04/05/2013

 
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓድነት ደሞክራሲያውያን ኤርትርትራ ከረጋግጽ እዩ!
 

ኣብ መርበብ Online

We have 68 guests online