Start ሃገራዊ ጉባኤ. N. Congress ሃገራዊ ዋዕላ ኣኼባ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ብዓወት ተዛዚሙ
ኣኼባ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ብዓወት ተዛዚሙ Print E-mail
Written by EDA-USA   
Thursday, 10 June 2010 07:23

ኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲ.ሲን ከባቢኣን ቀዳም 5 ሰነ 2010 ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣጋቢኦም። ተሳተፍቲ ዋዕላ  ነቲ ብናይ ዋዕላ ሽማግለታት ዝተዋህበ መግለጺ  ብጽሞና  ተኸታቲሎም። ብመሰረት እቲ ዝተዋህበ መግለጽን ዝተዓደልዎ ጽማቝ ናይ መጽናዕታዊ ጽሑፋትን ጉባኤኛታት ብዛዕባ እቲ ኣኼባ ዘሎዎም ትዕዝብቲ ብኸም’ዚ  ዝስዕብ  ገሊጾም።

 
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓድነት ደሞክራሲያውያን ኤርትርትራ ከረጋግጽ እዩ!
 

ኣብ መርበብ Online

We have 42 guests online