Start መራኸቢ ብዙኃን Media ማዕከናት Senders ሓቦ ዘይብሉ ህዝቢ ኣሕ ክብል ጥራይ ዝነብር
ሓቦ ዘይብሉ ህዝቢ ኣሕ ክብል ጥራይ ዝነብር

ሓቦ ዘይብሉ ህዝቢ  

ኣሕ ክብል ጥራይ ዝነብር

ተኣኪቡ ሓዲኡ ክንዲ ዝገብር

 ካብ ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ

በርሀ ዑቁባዝጊ ጀርመን

 

ኣይትበል ኣሕ

ተቃሊስካ ኢዩ ነጻ ዝውጻእ

ኣብ ጽርግያ ወጻ ኩን ዘበናዊ

ኣብ ገዛ ኮፍ ኢልካ ኣይተእዊ

 

ኣዲቢዩ ንመራሒ ህግድፍ ከንድድ ሓዊ

ማይ ኣቢልዎ ዳኒኤል ሓርበኛዊ

 

እንትርፎ ክፈርደና መንፈሪድዎ

ሓርበኛ ዳኒኤል በቓራጭ ነሩ ረኺብዎ

 

እዞም ተቃወምቲ እንተዝፈራዎ

ክሳብ ሎሚ መዓስ መጽንሕዎ

ሕልሚ ኣለዎም ኣብ ፍርዲ ከቅርብዎ

 

ህዝቢ እናሰሚዔ ከላፋልፍዎ

ሓርበኛ ዳሓኒኤል ግን መሪርዎ

ቀልጢፉ ደልዩ ነሩ ህዝብና ክርህዎ

 

ዎዶቦይ ሃይለ ዳኒኤል ሓርበኛ

ከምቶም ንመንግስቱ ክቀትሉ ዝሃቀኑ ጀጋኑና

 

ከምቶም ንናጽነት ዝተበጀዉ ጀጋኑና

ከምቶም በጃ ህዝቦም ዘሓለፉ ጀጋኑና

 

ንህዝብና ካሓልፈሉ ሓንሳብ ነሓዋሩ

ዳኒኤል ንስኻ ጅግና ንስኻ ሓርበኛ

 

ንህዝቢ ገዲፍካሉ ሓርበኛዊ ዛንታ

ዳኒኤል ሃይለ ይሕደጎ በዓል ያታ

ኣብ ታሪክ ሰፊራ ኢያ ናትካ ዛንታ

 

ዳኒኤል ጅግና ወደርባዕተ ኣስመራ

ቅሰን ሒነኻ ክንፈድዮ ኢና

 

ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና

ውድቀት ንጃንዳ ህግደፍ ሸፋቱ

ሰናይ ቅነ ይቅጽል

 
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓድነት ደሞክራሲያውያን ኤርትርትራ ከረጋግጽ እዩ!
 

ኣብ መርበብ Online

We have 115 guests online