Start ቃል ሓዘን Condolence News ወተሃደራዊ መግለጺ بسم الله الرحمن الرحيم
ወተሃደራዊ መግለጺ بسم الله الرحمن الرحيم PDF Print E-mail
Written by ግንባር ተዳሙን ኤርትራ   
Tuesday, 18 August 2009 21:48

ወተሃደራዊ መግለጺ

 

ክፍሊ ዜና ግንባር ተዳሙን ኤርትራ

 

ካብ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ መርሕነት ግንባር ተዳሙን ኤርትራ ዚተውሃበ ወተሃደራዊ መግለጺ ፡

ብ መጀመርያ ወተሃደራዊ ፍልሚያ ግንባር ተዳሙን ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ሻዕቢያ ከቢድ ኪሳራ ኣውሪዱ ።

 

 

ጅግና ተጋደላይ ህዝቢ ኤርትራ ፡-

 

ንህሊዊናን መሰላትን ህዝቢና ንምክሊኻል ጉቡእና ብምፍጻም ኣብ ገጢሙዎ ዘሎ ሰ   ግፍዒታትን ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላትን ናይ ጥፍኣት ትልሚታትን ምፍኒቃልን ንስደት ምስጣሕን ኩሉ እከይ ተግባራት ስርዓት ሻዕቢያ ንምግታእ፡ ከምኡውን ንሕጋዊ መሰላትና ኣብ ኤርትራ ብኽብርን ነጻነት ንምንባር ፡ ነቲ ህዝብና እናኣሳቀየ ዝርከብ ሾፊናዊ ጉጂለ መልሲ ንምሃብ   ሓንቲ ኣሃዱ ካብ ሓይሊታት ግንባር ተዳሙን ኤርትራ ብዕለት 12/08/2009 ለይቲ ልዕሊ ሓንቲ ጋንታ ካብ ሓይሊ 37 ብርጌድ 3 ኣብ መዓስከር ሞኮታ ደቡብ ከተማ ቱኩምቢያ ኣብ ትርከብ ብዘካየደቶ መጥቃዕቲ 9 ወተሃደራት ሞይቶምን 15 ከምዚቆሰሉን እቲ መግለጺ ሓቢሩ ከምኡውን ብርክት ዝበሉ ዶሽካታትን ካልእ ዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ኣጽዋራት ከምዚተደምሰሱ እቲ መግለጺ ወሲኹ ገሊጹ ። ኣሃዱና ንኣከባቢኣ ብዘይ ዝኾነ ክሳራ ንከባቢኣ ከምዚተመለሰት እቲ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ መርሕነት ሓቢሩ ።

 

ንባር ተዳሙን ኤርትራ እዚ ዓወት ንህዝቢና ከተምዝግብ እንከላ ኣብቲ ነዊሕ ጎዕዞ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መሬቱ ቢሰላም ንምንባር ዚገብሩ መኸተ ታሪኻዊ መዝገብ ተወሳኺ ምዕራፍ ኣመዝጊባ ። ንግንባር ተዳሙን ኤርትራ ምእንቲ በቲ ጮቃኒ ስርዓት ኣስመራ ዚተመንዘዓ መሰላት ህዝቢና ንምርግጋጽን ራህዋን ቅሳነትን ሰላምን ርጋኣትን ሃገርና ንምውሓስ ኩሉ ዓቅሚታታ ጠርኒፉ ኣንጻር  ኣረመናዊ ስርዓት ኣስመራ መኸተኣ ቀጻሊ ሙኻኑ ተረጋግጽ ።

 

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ መርሕነት ግንባር ተዳሙን ኤርትራ

15 ነሓሴ 2009 ዓ.ም

 

بسم الله الرحمن الرحيم

جبهة التضامن الإرترية

اللجنة الإعلامية

بلاغ عسكري

في أول مواجهة عسكرية جبهة التضامن تكبد النظام خسائر كبيرة .

صرح ناطق عسكري باسم اللجنة العسكرية  لجبهة التضامن الارترية بما يلي :

يا أبناء شعبنا الارتري  البطل:

أداءا لواجبنا في الدفاع عن أبناء شعبنا ووجودهم وحقوقهم أمام  خطط الإبادة  والتهجير القسري والممارسات القمعية لنظلم  الشعبية الظالم ، ودفاعا عن حقنا المشروع  في الحياة الحرة  الكريمة في وطننا، وردعا للسياسات  الشوفينية للزمرة المتسلطة على رقاب شعبنا في أسمرا ، فقد نفذت وحدة مشتركة من وحدات جبهة التضامن الارترية هجوما ليلة الثاني عشر من أغسطس 2009م على معسكر سرية في الفرقة (37) من اللواء الثالث لجيش النظام في منطقة (مكتا) جنوب مدينة تكمبيا. وعلى الرغم من استخدام قوات النظام كل ما لديها من صنوف الأسلحة الثقيلة  فقد اقتحم عليها أبطالنا الخنادق ، وكبدوها خسائر كبيرة  في الأرواح والعتاد تمثلت في (9) قتلى و(15) جريحا، وتدمير عدد من رشاشات الدوشكا وأكداس العتاد . هذا وعادت وحداتنا إلى مواقعها بسلام .

إن جبهة التضامن الارترية إذ تسجل هذا النصر لأبناء شعبنا ، وتضيفه الى سجل التضحيات التي يقدمها شعبنا دفاعا عن حقه في العيش بسلام على أرضه، لتجدد عزمها على مقاومة ظلم نظلم أسمرا وعبثه بمكتسباتنا الوطنية ، وتحقيق الانعتاق منه وإرساء دعائم السلام والطمأنينة والسلام في ربوع إرتريا.

15/8/2009م

 

 
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓድነት ደሞክራሲያውያን ኤርትርትራ ከረጋግጽ እዩ!
 

ኣብ መርበብ Online

We have 28 guests online