ኣስተውዕል!! PDF Print E-mail
Written by ዓ.ብርሃነ   
Saturday, 15 August 2009 16:30

      ኣስተውዕል!!

 

ሕጉስ ክትከውን               ቅኑዕ ኩን

ቅኑዕ ክትከውን               ህዱኡን መስተውዕልን ኩን

ህዱእ ክትከውን               ርእስኻ ምለኽ

ርእስኻ ክትመልኽ  ዝተሰመዓካ  ገዲፍካ ዝተረደኣካ ግበር

 

   እሞ ብሓቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽግርን ስቓይን ከምዘሎድዩ ምርዳእ ስኢንካ? ኣይፋልን

በዘይጠቅም ስሚዒት እምበር ተዋሒጥካ!!

 

  ኣነ እንቋዕ ኣብ ጽቡቕ ሃለኹ እምበር ብዛዕባ ካልኦት ዜጋታተይሲ እንታይ ገደሰኒ ግደፎ፡፡

 

 ንስደት መንእሰያት ኤርትራ ምስ ስደት ካልኦት ሃገራት ሰለምንታይ ተዛምዶ ኣሎኻ?

 

 መራሕቲ ህ.ግ.ደ.ፍ ከምኡ ስለ ዝደርፉ፡፡ እሞ እቲ ብስሚዕት ምግዛእ ግደፎ ከተዛምድን ክትርዳእን ጽዓር እኮ ኢኻ ትብሃል ዘሎኻ፡፡

 

 

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ

ዝክሪ ንሰማእታትና፡፡

 

ዓ.ብርሃነ

 
 

ሓተታ Survey

ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓድነት ደሞክራሲያውያን ኤርትርትራ ከረጋግጽ እዩ!
 

ኣብ መርበብ Online

We have 100 guests online