-
4.ተራ ስቪካዊያን ማሕበራት፡- ስቪካዊያን ማሕበራት ብሓፈሻ፡ ኣብ ደምበ-ተቓውሞ ርኡይ ፖላቲካዊ ተሳትፎን ዝርኤ ኣወንታዊ እጃምን እናበርከታ ከም...
-
2.ተራ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብዚ ዝጸንሐ ኣዛራቢ ፖለቲካ፡
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እቲ ፈላላይን ጎዛዛይን ምስጢራዊ ዕድመን፡ ምስ...
-
ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ኣብ ከባቢ በርገን ኢንክሃይም ዝተባህለ ቦታ ሓንቲ ኤርትራዊት ስድራቤት ናይ ሞት ሓደጋ
...
-
ቃንዛ ህዝቢ በዚሑ
ዕምሪ ምልኪ ነዊሑ
...
-
ብዕለት 20/12-2009 ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ ሃገር ስዊድን ብዙሓት ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ዝተረኸብሉ ብድምቕ ዝበለ ኣገባብ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ...
-
ሓርበኛ ተቓላሳይ ኢዮብ ብስራት ኣብ መበል 61 ዕድሜኡ ብዕለት 24/12/2009 ከም ዝዓረፈ ካብ
...
-
ኣብ ልዕሊ ኣባላት ምክልኻል ደቂ ብሄር ኩናማ ክቱር ጥርጠራ ብምግባር ኣብ ትሕቲ ስውር ሓለዋ ከም ዘእተዎም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ተገሊጹ
...
-
ስርዓት ህግደፍ ጥሪት ናብ መንግስቲ ንክሸጡ ዘገድድ መምርሒ ከም ዘውጽኤ ዝፍለጥ እዩ፡፡
...
-
ኣብዚ ሕጂ እዋን ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝኣትው ዘለው ኣባላት ብሄር ኩናማ ይዛይድ ከም ዘሎ ተፈሊጡ፡፡
...
-
2.ተሳተፍቲ ወከልቲ ውድባት፡- ናብዚ ብምስጢርን ብሕርያን ዝተወደበ ዋዕላ ብራስልስ ዝተሳተፉ ፖለቲካውያን ውድባት ባዕላተን ብወከልተን ኣቢለን ብ...
-
ሰናይ ትምኒት ኣብ ቅነ ልደትን ሓዲሽ ዓመትን
...
-
ርሑስ በዓል ሓዲሽ ዓመት
...
-
ካብ ዝረቐቐን ዝጸበበን መሬት ናብ ዝለምዐን ዝሰፍሐን መሬት ብዝብል ብኣስገዳድ ዝተፈናቐሉ ዜጋታት ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከም ዝርከቡ ተፈሊጡ።
...
-
ኣብ ከተማ ተሰነይ ዝነበረ መእከብ ጎሓፍ ስለ ዝተቓጸለ ህዝቢ ናይ’ቲ ከባቢ ዋጋ ናይ’ቲ ዝተቐጸለ ንብረት ክኸፍሉ ከም ዝተኣዘዘ ተሓቢሩ።
...
-
መላኺ መንግስቲ ህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገርና ንዝርከባ ናይ ውልቀ ትራክተራት መንጢሉ ክሓርሰለን ከምዝኸረመ ዝፍለጥ ኮ...
-
ደምበ-ታቓውሞ ኤርትራ ንሓደ ወርሒ ምሉእ ኣብ ሕድሕድ ፖለቲካዊ ኲናት ከፊቱ ክካታዕ፡ ክማጎት፡ ክነጻጸግ ጸኒሑን ይቕጽል ምህላውን ንኹሉ ህዝቢ ብ...
-
ኣብ ፖለቲካ፡ ማእቶት፡ ንግዲ፡ ትምህርቲ፡ ማሕበራውን ባህላውን መዳያት ብውልቀ ይኹን፡ ብደረጃ ማሕበራዊ ውዳቤታት፡
...
-
መርዓዊ ዘይሓዛስ ዓርኪሕዛ ከም ዝበሃል
ኣማኢት ...
-
ዓዲ ሓርበኛ ዓዋተ ረኺባ መከራ
ዓዲ ጀጋኑ ሱዉኣት ረኺባ መከራ
...
-
ጋዜጣ ፍራንክፈርት ሩንድሻው (Frankfurter-Rundschau) ዝተባህለ ፍሉጥ ናይ ጀርመን ጋዜጣ ኣብ ናይ ሎሚ ዕለት16.12.2009 ሕታሙ ኣብቲ ናይ ስፖርት ዓምዱ ብዓቢይ ኣርእስቲ ...