^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 41 guests and no members online

ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም ሰውራ ኤርትራ ኣብ ሽቱትጋርት

ንዕለት 02-09-2017 ሰፊሕ ህዝባዊ ምይይጥን ምስ ህዝባዊ ትልሂትን

Read more: ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም ሰውራ...

ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኤውሮፓ/ኸ ኣብ ጀርመን

ዝክበርክን ኣሓት ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ እቲ ኣጋጢሙና ዘሎ ኩነታት መግለጺ ዘየድልዮ ናይ ብርሰት ሰዓታት ምኻኑ ንርእዮ ኣሎና ።ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ድማ ትብዓት ንተቀይሮ ይሓትት ፡ሰለ ዝኮነ ደቂ-ኣንስትዮ

Read more: ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ...

በዓል 8 መጋቢት 2017

ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ ሓቢረን፥ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017 8መጋቢት

Read more: በዓል 8 መጋቢት 2017

ክቡራት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ እንኳዕ ናብዛ ታሪኻዊት ዕለት 8 መጋቢት ኣብጽሓና

ናጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን በዚ ኣጋጣሚ ሰንበት ዕለት 12 መጋቢት 2017 ካብ ሳዓት 12፡00 ክሳብ ሰዓት 15፡00 ኣብ ከተማ ካስል ከተብዕል ምዃና ትሕብር።

Read more: በዓል 8 መጋቢት 2017

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር
ስዊደን ብዛዕባ ኣብ ዝመጽእ ግዜ ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ
ካልኣይ ጉባኤ ባይቶ ሓፈሻዊ ሓበረታ ንሕዝቢ ክህብ

Read more: ኣገዳሲ ሕዝባዊ መፍለጢ...

ንኹሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ክቡር ህዝብና ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ” ንህዝናን ሃገርናን ካብዚ ሕማቕ ድነ ዘንጸላልወሉ ዘሎ ሓደጋታት ንምድሓን ንቕዳም April 2-2016 ስዓት 1፡00 PMህዝባዊ ኣኼባ ስለዘሎ ንኹሉ ኤርትራዊ ነዚ ታሪኻዊ መጸዋዕታዚ ብሓገራዊ ሓላፍነት ንኽሳተፍ ብኣኽብሮት ንጽውዕ።

Read more: መጸዋዕታ ንኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ 

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox