ህዝቢ ተግዲዱ‘ምበር ፈቲዩ ኣይፈናቐልን ኣይስደድን፡

Veröffentlicht: Freitag, 22. Mai 2020 Geschrieben von ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/፡

DFfEUˆምፍንቓልን ስደትን ህዝቢ፡ ሓደ ካብ’ቲ ዝኸፍአን ዝመረረን መግለጺ ሕሰማት’ዩ። ኮይኑ ግን ስደት ሎሚ
ኣብ’ዚ መዋእል’ዚ ብኤርትራውያን ኣይተ መረን። ካብ ቅድሚ ነዊሕ መዋእል ዝነበረ’ዩ።

Weiterlesen: ህዝቢ ተግዲዱ‘ምበር ፈቲዩ ኣይፈናቐልን ኣይስደድን፡

እክካ-እክባ (COMMINITY) ልግዲ ዳበርነዲ ውረድ ዓቐንሳዂን? ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ /ሆደ/

Veröffentlicht: Sonntag, 03. Mai 2020 Geschrieben von ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ

Bilen Eritireaልግድ እክካ-እክባ ዒል ቛሕ ሰምድ ገበርሳዂ አኽላ። ሺራዂ ወክትዲ ደባነትዲ (ሰላምድ) ይማም ጣፍሕዲ ፋሃም እክካ-እክባዲ ጀረባዂ ግን። መሱን ጃቢተዉል ደዉ ይሮ ወክትዲ ፈረገዉሲ ባርዱ ትከየዉስኻ ዳበርድሩ ገበርሳዂ ዳበርና (civilisation) ግን።

Weiterlesen: እክካ-እክባ (COMMINITY) ልግዲ ዳበርነዲ ውረድ ዓቐንሳዂን? ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ /ሆደ/

መልእክቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ሮሞዳን ! رسالة المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي بمناسبة قدوم شهر رمضان الكريم

Veröffentlicht: Sonntag, 03. Mai 2020 Geschrieben von ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ

ENCDCኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ) ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ወርሒ ሮሞዳን ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ኣብ ኤርትራን ኣብ ዓለምን ከኣ ብፍላይ፣ ርሑስ ጾም ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና ብምግላጽ፣ ቂምታን ጽልእን በኒኑ፣ ሰላምን ፍቕርን ሕውነትን ምትሕልላይን ሰፊኑ፣ ኣብ ሃገር ይኹን ኣብ ስደት ንዝነብር ህዝብና ከምኡ’ውን ንኹሉ ፍጡር ካብዚ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ተላባዒ ቫይረስ ክሮና (ኮቪድ 19) ልዑል ፈጣሪ ክሕልወናን ኢዱ ከንብረልናን ብልቢ ንጽሊ።

Weiterlesen: መልእክቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ሮሞዳን ! رسالة المجلس الوطني الإرتري للتغيير...

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

Veröffentlicht: Sonntag, 03. Mai 2020 Geschrieben von ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ቀጻሊ ናይ ተወሃሂድካ ምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ብዕምቝት እናተራዳድኡ ይኸዱ ምህላዎም ክንሕብር ደስ ይብለና። ብዛዕባ ንዓለምና ለቢዱ ዘሎ ሕማም ኣመልኪትና ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺእና ምንባርና ዝዝከር እዩ።

Weiterlesen: ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

Veröffentlicht: Dienstag, 21. April 2020 Geschrieben von ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ቀጻሊ ናይ ተወሃሂድካ ምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ብዕምቝት እናተራዳድኡ ይኸዱ ምህላዎም ክንሕብር ደስ ይብለና። ብዛዕባ ንዓለምና ለቢዱ ዘሎ ሕማም ኣመልኪትና ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺእና ምንባርና ዝዝከር እዩ።

Weiterlesen: ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

ርሑስ በዓል ፋሲካን ትንሳኤ ክኾነልና ትምኒትና ወሰን የብሉን

Veröffentlicht: Dienstag, 21. April 2020 Geschrieben von ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት

ብሽም መሰረታትን መሪሕነትን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ‘‘ ዋዕሮታትን ሐርበኛታትን ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ርሑስ በዓል ፋሲካን ትንሳኤ ክኾነልና ትምኒትና ወሰን የብሉን‘‘

ንኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ጾመሉጓም ፈትሐልኩም‘‘ወዲ ሰብ ዓቕሚ የብሉን እሞ‘‘ክርስቶስ በቲ ቁዱስ ደሙ ገሩ ንህዝቢ ዓለም ይፈውሶ‘‘ክርስቶስ ትንሳኤ ምውታን‘‘ኣጋዞ ለኣዳም‘‘ ኣሰሮ ለሰይጣን‘‘ ኢንዘሰ ኮነ ፍሳሃ ወሰላም ኣሜን ኣሜን‘‘ ኣስላምና ክስታና በብእምነትና ንጸሊ‘‘ ረብና ኣምላኽና

ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ

Veröffentlicht: Dienstag, 21. April 2020 Geschrieben von ፖለቲካዊ ውድባተን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን

ንሕና አዞም ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ 14 ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ካብ ዕለት 22.02 ክሳብ 23.02.2020 ኣብ ፍራንክፎርት፣ ሃገረ-ጀርመን፣ ሰሚናር ኣካይድና። ነቲ ብሰንኪ ሰርዓተ-ምልኪ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘንጸላሉ ዘሎ ሓደጋ መስተርሆት ንምርካብ ከኣ ብዕምቆት ተላዚብና።

Weiterlesen: ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد

Veröffentlicht: Dienstag, 21. April 2020 Geschrieben von للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي

Eritrean National Council for Democratic Change

يتوجه المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي بالتهنئة القلبية الحارة إلى المسيحيين في إرتريا، وإلى كافة مسيحيي العالم

Weiterlesen: ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد