ሓባራዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ البيان المشترك للقوى السياسية الإرترية

Veröffentlicht: Donnerstag, 25. Juni 2020 Geschrieben von ENCDC - Executive

Four OrganisATIONS

ሃገርና ኤርትራ መዳርግቲ ብዘይብሉ መስዋእ ናጽነታን ልዑላውነታን ዘውሓሰት ሃገር’ኳ እነተዀነት፣ እቲ ብኢደ ወነኑ ኣብ ስልጣን ተወጢሑ ዓሰርተታት ዓመታት ብዘይቅዋምን ሕግን ንህዝብና እናድመየን እናበታተነን ክገዝእ ዝጸንሐን ዘሎን ስርዓት፡ ሃገርና ናብ ጐደና ጥፍኣት ይመርሓ ምህላዉ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ።

Weiterlesen: ሓባራዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ البيان المشترك للقوى السياسية الإرترية

ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

Veröffentlicht: Donnerstag, 25. Juni 2020 Geschrieben von ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)

Eritrean Revolutinary Democratic Front ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት ጀሚርና፡ በብዓመቱ እነሆ ንመበል 29 ጊዜ ነኽብራ ኣሎና፡፡ ውድብና ሰደግኤ ን20 ሰነ፡ ከም ማዓልቲ ሰማእታት ተቐቢሉ ከኽብራ እንከሎ፡ ምስ'ዛ ዕለት'ዚኣ ፉሉይ ምትእስሳር ስለዘሎዎ ኣይኮነን።

Weiterlesen: ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡

Veröffentlicht: Donnerstag, 25. Juni 2020 Geschrieben von ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

DFfEUˆኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡ ከከም ኩነታት ሃገር ዘፍቅዶ እቲ መልክዕ ናይ ቃልሲ ክፈላለን ዝኽፈሎ ዋጋ ክኸብድ ወይ ክፎኩስ ይኽእል እንተዘይኮይኑ ዝኾነ ዝለዓል ፍትሓዊ ሕቶ ኩሉ ልሙጽ ብልሙጽ ኮይኑ ብቐሊሉ ዝዕወት ቃልሲ ኣይነበረን የለን’ውን፡፡

Weiterlesen: ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡

ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

Veröffentlicht: Sonntag, 21. Juni 2020 Geschrieben von ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

 DFfEUˆ

ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡

ኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡ ከከም ኩነታት ሃገር ዘፍቅዶ እቲ መልክዕ

Weiterlesen: ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ

Veröffentlicht: Sonntag, 21. Juni 2020 Geschrieben von Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde

Bilen Eritirea

ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde

20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ

20 ሰኔ 2020ዓም ነዉኽር ክብርድ ኤልብነኩንላ። ንሂርሰና ካብሪ ግርጋ ድግም ኤሪትሪኹል እልላ። ብራ ብራ ግን። ብራ ኒትክ ግን። ብራ ሪሒ ግን። ብራ ክብር ግን። ብሪል ሉኩድ

Weiterlesen: 20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ

ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

Veröffentlicht: Samstag, 20. Juni 2020 Geschrieben von ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)

Eritrean Revolutinary Democratic Front ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት ጀሚርና፡ በብዓመቱ እነሆ ንመበል 29 ጊዜ ነኽብራ ኣሎና፡፡ ውድብና ሰደግኤ ን20 ሰነ፡ ከም ማዓልቲ ሰማእታት ተቐቢሉ ከኽብራ እንከሎ፡ ምስ'ዛ ዕለት'ዚኣ ፉሉይ ምትእስሳር ስለዘሎዎ ኣይኮነን።

Weiterlesen: ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡

Veröffentlicht: Samstag, 20. Juni 2020 Geschrieben von ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

DFfEUˆኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡

Weiterlesen: ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡

Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia

Veröffentlicht: Freitag, 19. Juni 2020 Geschrieben von ENCDC Foreign Relations & Humanitarian Affairs

ENCDCEritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia It is with great dismay to learn that Eritreans living the in Red Sea coast had been deprived access to their land and sea resources for a longtime. Since independence, they were once again subjected to cruel treatment by the Eritrean government.

Weiterlesen: Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia