^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 47 guests and no members online

ወገን ህዝብን ወገን ጸላእ ዘነጸረ ተባዕ ህዝባዊ ተቓውሞ

መበቆሎም ብዘይገድስ ስርዓታት፡ ጸላእቲ ህዝቢ ክኾኑ ኢሎም ጸላእቲ ኣይኾኑን። ህዝቢ ብወገኑ ንሓደ ስርዓት ካብ ባዶ ተበጊሱ ብጸላእነት ኣይሰርዕን። ሓደ ፖለቲካዊ ስርዓት ፈታዊ ወይ

Read more: ወገን ህዝብን ወገን ጸላእ ዘነጸረ...

ተዛቲኻን፡ ተማኺርካን ምስምማዕ ጽቡቕ’ዩ፡ ቁም-ነገሩ ግን ኣብ ተግባር ምውዓሉ እዩ!

ምዝታይ፡ ምምኽኻር፡ ነገራት፡ ሓሳባት ንምንጻር፡ ተረዳዲእካ ኣብ ሓደ ነጥበ-ስምምዕ ንምብጻሕ ወይ ፍልልይካ ኣነጺርካ ንምቕማጥ

Read more: ተዛቲኻን፡ ተማኺርካን ምስምማዕ...

ዞባዊ ምትሕግጋዝ ተኸባቢርካ ደኣምበር ሓንሳብ ጸርፊ ካልእ ግዜ ድማ ሓዊ እናኣጎድካ ኣይሰርሕን

ኣብ ውሽጣዊ ዓቕሞም ተኣማሚኖም ህዝቦም ክመርሑ ከማሓድሩ ከማዕብሉ እምነት ዘይብሎም ብኣንጻሩ ዝጠራጠሩ ስርዓታት

Read more: ዞባዊ ምትሕግጋዝ ተኸባቢርካ ደኣምበር...

ህዝባዊ ነብሰ-ፍተሻ (national soul-searching)

ብኣማኑኤል ሳህለ:November 5, 2017

ነዚ ጽሑፍዚ ከቕርብ ካብ ዝደረኸኒ ሓደ ምኽንያት እዚ ዚስዕብ እዩ፥ ኣብ ኤርትራ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓመታት ንህዝቢ ዘበራበረ ናይ ተቓውሞ

Read more: ህዝባዊ ነብሰ-ፍተሻ (national...

ወገን ህዝብን ወገን ጸላእ ዘነጸረ ተባዕ ህዝባዊ ተቓውሞ

መበቆሎም ብዘይገድስ ስርዓታት፡ ጸላእቲ ህዝቢ ክኾኑ ኢሎም ጸላእቲ ኣይኾኑን። ህዝቢ ብወገኑ ንሓደ ስርዓት ካብ ባዶ ተበጊሱ ብጸላእነት ኣይሰርዕን። ሓደ ፖለቲካዊ ስርዓት ፈታዊ ወይ

Read more: ወገን ህዝብን ወገን ጸላእ ዘነጸረ...

መድረኽ ንደሞዝን ዝናን ዘይኮነ፡ ንስለ ድሕነት ህዝቢ መስዋእቲ ዝኽፍል ደሞክራስያዊ ምሁር ይጠልብ ኣሎ።

ካብ ማይሃምነት ነጻ ምውጻእ ሓደ ማሕለኻ ድኽነትን ድሕረትን ምብታኽ’ዩ፡፡ ካብኡ ሓሊፍካ ደረጃ ብደረጃ ኣብ’ቲ ዝለዓለ ናይ ሊቅነት መዕቀኒ ምብጻሕ ከኣ መሰረታዊ ናይ ህይወት መቐይሮ’ዩ። ፈደል ቆጺርካ ካብ ናይ ማሃይምነት ደልሃመት ንምውጻእ

Read more: መድረኽ ንደሞዝን ዝናን ዘይኮነ፡...

ምረት ዝወለዶ ውሽጣዊ ተቓውሞ መታን ከይብርዕን፡

ካብ ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ስሙር ግብራዊ ደገፍ ክረክብ ኣለዎ።

ሳእን ብቑዕ ቀላሲ፡ ግዝያዊ ነገራዊ ረብሓ ምቕዳምን ፖለቲካዊ ድሕረትን ኣብ ዕንክሊል ዝነብር ዘሎ ባዕላዊ ኩነታት እንተዘይኮይኑ፡ ውድዓዊ ኩነታት ንለውጢ ምቹእ ኮይኑ ካብ ዝበስል ነዊሕ ግዜ ኣቑጺሩ’ዩ። እንተኾነ ባዕላዊ ኩነታት ተማሊኡ ውድዓዊ ኩነታት

Read more: ምረት ዝወለዶ ውሽጣዊ ተቓውሞ መታን...

ምረት ዝወለዶ ውሽጣዊ ተቓውሞ መታን ከይብርዕን፡

ካብ ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ስሙር ግብራዊ ደገፍ ክረክብ ኣለዎ።

ሳእን ብቑዕ ቀላሲ፡ ግዝያዊ ነገራዊ ረብሓ ምቕዳምን ፖለቲካዊ ድሕረትን ኣብ ዕንክሊል ዝነብር ዘሎ ባዕላዊ ኩነታት እንተዘይኮይኑ

Read more: ምረት ዝወለዶ ውሽጣዊ ተቓውሞ መታን...

ሓቢርና ንውደቕ፡ ሚንዮት ድኹማት ሕልና’ዩ።

ኣብ መንጎ ደቂ-ሰባት ውድድር ዝነበረ ዘሎን ዝቕጽልን’ዩ። እቲ ውድድር መግለጺኡ ብዙሕ ክኸውን ይኽእል’ዩ። ንኣብነት፡ ኣብ

Read more: ሓቢርና ንውደቕ፡ ሚንዮት ድኹማት...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox