መርበብ ኢንተርነት መቓልሕ፡ ከም ናይ ትማሊ፡ ሎሚውን እነሆ ኣገልግሎት መጽሔት መቓልሕ ንመበል 14 ዓመት ይቕጽል። መቓልሕ-ኤርትራ.ኦርግ ብምግልጋልኩም/ክን ድማ ነመስግን። ዝኾነ ይኹን መልእኽቲ ምልክታ፡መግለጺ፡ርእይቶ፡ ዜና፡ ሓበሬታ፡ ነቐፌታ፡ ይኹን ደገፍ ናብ ወብማስተር ምስ ዝለኣኽ ኣብ ገጻት መቓልሕ-ኤርትራ.ኦርግ ኪወጽእ ከም ዚኽእል ንገልጽ።