መርድእ

ኣቶ ኪዳነ ተዓረ (ወዲ ጎበዛይ) ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ብዕለት 05.11.2007 ብሞት ተፈልዮምና

 

ቀብሪ ስነ ስርዓት ሰኑይ ዕለት 12.11.2007 ሰዓት 11፡30 ኣብ ኣልፋሰት (Alfaset) ኣብ ከተማ ኦስሎ ምዃኑ ንሕብር

 

 

በዓልቲ ቤቱን ደቁን ስድራ ቤቱን ፈተውቱን

ኣቃብሩና ይብልኹም