ናይ ቐብሪ ስነ ስርዓት

 

 

ወይዘሪት ተኣምር ካሕሳይ ካብ ኣቦኣ ኣቶ ካሕሳይ የሕደጎን ኣደኣ ወይዘሮ ሙሉ ወልደስላሰን17 06 1979 ዓ.ም. ተወሊዳ

 

ወይዘሪት ተኣምርብሃንደበታዊ ሕማም ምኽንያት ድማ ሰንበት 17.02.2007 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ዓሪፋ

 

 

ሓዘን ዝግበረሉ ቦታ

ኤቫንጀሊሸ ኪርሸ  ኣብ ገማይንደ ሃውስ ሾርንዶርፍ - ቫይለር እዩ(Evangelishekirche Gemeindehaus Schorndorf- Weiler)

 

ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ኣብ መቓብር ናይ ሾርንዶርፍ - ቫይለርፋረር ስትራሰ ቍ 37 - 73614 ሾርንዶርፍ - ቫይለር ሰዓት 12 ዓርቢ ዕለት 23.02.2007 እዩ። (Friedhof - Pharrer Str. 37 - 73614 Schorndorf - Weiler)

 

ንሓበሬታ ኣብ ቍጽሪ ስልኪ 0176 6741 0393 ብምድዋል ተወከሱ

 

ስድራቤት