መርድእ

 

ወይዘሪት ተኣምር ካሕሳይ ካብ ኣቦኣ ኣቶ ካሕሳይ የሕደጎን ኣደኣ ወይዘሮ ሙሉ ወልደስላሰን17 06 1979 ዓ.ም. ተወሊዳ

 

ወይዘሪት ተኣምርብሃንደበታዊ ሕማም ምኽንያት ድማ ሰንበት 17.02.2007 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ዓሪፋ

 

ሓዘን ዝግበረሉ ቦታ

ኤቫንጀሊሸ ኪርሸ  ኣብ ገማይንደ ሃውስ ቫይለር-ሾርንዶርፍ እዩ(Evangelishekirche Gemeindehaus Weiler-Schorndorf)

 

 

ንሓበሬታ ኣብ ቍጽሪ ስልኪ 0176 6741 0393 ብምድዋል ተወከሱ

 

ንቐብሪ ስነ ስርዓት ዝምልከት ሓበሬታ ክነስዕብ ኢና

 

ስድራቤት