M]³|
ብምኽንያት ዓመጻዊ ሞት መንሰይ ሃብትኣብ እያሱ ሚኪኣኤል፡ ኣብ መበል 36 ዕድመኡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ከተማ ሮማ (ቺቪታቨኪያ Civitavecchia) ሃገር ጣልያን ብዕለት 14.05.2006 ዓሪፉ: ካብ ዝዓረፈሉ እዋን ኣትሒዝኩም ጠንቂ መሞቲኡ ዝተካታቲልኩምን ትካታተሉ ዘለኩምን የዕርኹቱን፣ ብጾቱን ፣መዓቢይቱን፣መሳድቱን፣ በቲ ሓደ ካልኣይ ሸነክ ድማ ፡እቶም ካብ ወጻእን ውሽጢ ሃገርን ብስልኪ ፋክስን ኢመይልን ዘጻናናዕኩምናን፡ ኩሉኹም ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ሓዘንና ከም ዝዓጸና ንገልጽ:: ነቶም ንጠበቓ ዝኽውን ገንዘባዊ ሓገዝ ካብ ውሽጥን ወጻኢ ሃገርን ዘወፈኹምን ብልቢ ነመስግን ኣብ ካሕሳኩም ኽኣ የውዕለና ::
ስድራ ቤት
መተሓሳሰቢ ንሃብትኣብ ዘጋጠሞ ኩነታት ብዝርዝር ኣብ ቀጻሊ ገጻት ከተንብቡ ትኽእሉ
ተወሳኪ ሓበሬታን ሓሳብን ….ወዘተ ክህብ ንዝደሊ በዚ ዝስዕብ ኢመይል ጽሓፉልና habteabI2006@yahoo.com የቀንየልናን ፡፡
]†Egñ K´FÃï [ELgñ [FÌ …}ÄX eqDq K}†[§ Amko…mk †¥[é LðŠ„F