ደገፍቲ ህግደፍ ከመይን እንታይ ይብሉን

…l ‰ïª{ ŠB}'¬ ‹}mkD÷M Š©öX;

 

 

እዘን ኣብ ስእሊ እትርእዩወን ኣብ ካስል ዝምቕማጠን ወዘሮ ኣብርሀት ምስ ወደን፡ ደቀንን ደቂ ቤተሰበንን ሓቚፈን ንዶክቶረይት ከምህራ እንከለዋ ዘሐጉሰና እኳ እንተኾነ፡ ደቂ ካልኦት ዘሳቕን ዘጽንትን ዘሎ ዲክታቶርያዊ ሰርዓት ብምድጋፍ፡ ኣብ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ይገብር ንዝነበረ ዜጋ ስለ ዝሃረማ ብፖሊስ ጀርመን ተኸሲሰን ከም ዘለዋ ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። ብዛዕባ ቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝርዝር ትሕዝቶ ምስ በጽሓና ከነቕርበልኩም ኢና።........ስእሊ ንምርኣይ ኣብዚ ይጠውቑ/ቓ

This page may contain links to other sites that may have information practices different from ours. Mekaleh-Eritra.Org has neither control nor influens over information that is submitted to, or collected by, these third parties. Copyright 2004 Mekaleh-Eritra.Org. All rights reserved. Webmaster@Mekaleh-Eritra.Org